Category: Tigray
ኣብ መፋርቕ እቱ ዝሓለፈ ዓመት መሪሕነት ህወሓት ዝምልከታ ተኸታተልቲ ፅሑፋት ኣቕሪበ ነይረ። ከም ውፅኢት ከኣ.
ተኣሲሩ ዘሎ ኣቶ ኣብራሃ ደስታ ብፖሊስ መፈራርሒ፣መግረፍቲን ኣጋጢምዎ፣ ዘይኣመነሉ ሰነድ ንክፍርም ተገይሩ‘ዩ ኢሎም ናይ ሎሚ.
(ገብረ ገብረመድህን) ኣይተ ገብሩ ኣስራት ‘’ልኡላውነትን ዴሞክራስን ኣብ ኢትዮጵያ’’ ዘርእስታ መፅሓፍ ፅሒፎም ኣለው።ኣቶ ገብሩ ኣስራት.
አባል ፖሊት ቢሮ ህወሓትን ዋና ፈፃሚት ስራሕ ትዕምት አዜብ መስፍን ናይ ትግራይ ኢንዱስትሪያል ልምዐት ሀንፈትን.
“ሓመቕኩ ፀበቕኩ፤ ኣነ ´ኖኻ” በለት ወላድ፤ እዚ ስርዓት ሰቲ እናተነሰነሰ፤ ብበለካ ለኽዐካ ዝመፀ ኣይኮነን። ብፍላይ.
(ሃይላይ ሓድጉ –ደራስን ጋዜጠኛን) ብዛዕባ ሳዕስዒት ኢና ክነንብብ። ሹሽ ፣እዥም፣ እሽም፣ ዉዕሽክሽ ኣብ እዋን ሳዕስዒት.
(ወልደስላሰሴ ሕሉፍ) ካብ ሓምለ 24-30/2006 ዓ.ም. ኣብ ርእሰ ከተማ ክልልና ከተማ መቐለ ንዝሳለጥ ፌሰቲቫል መዓልቲ.
ፊተውራሪ ሙዑዝ በየነ ተድላ ይበሃሉ። ወዲ 86 ዓመት በዓል ፀጋ ዕድመ እዮም(ብዕድመ ጥራሕ ኣይኮኑን ዝሓሰብዎ.
(ማቲዎስ የማነ) ሰባት ንዝተፈጠሩሉ ፣ ዝነበሩሉ ብፅቡቕ መልክዑ ዘስተማቅርዎ ኢሉ ዉን ብታሪኽ ጥራሕ ዉን ተኾነ.
(ብዓብለሎም መለስ – [email protected]) መንደቕን ዃናን ዳርጋ ኣብ መብዛሕቲኡ ከባቢታት ትግራይ ልሙድን ፍሉጥን ጉዳይ እዩ፡፡.