
Category: interview
ሜ/ጀነራል ተኽለብርሃን ወ/ኣረጋይ (ዶ/ር) ናይ ኢንፎርሜሽን መርበብ ድሕንነት ኤጀንሲ (ኢመደኤ ወይ ኢንሳ እንብሎ) ዋና ዳይሬክተር.
ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ህወሓት ኢህወዴግን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ህወሓትን ኣይተ ኣለም ገ/ዋህድ ምስ ጋዘጠኛ ዮሃንስ.
ውራይና መጽሔት፦ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ሃገርና ዝኒሀ ፖለቲካዊ ኩነታት መሰከፊ እዩ ዝብል ይበዝሕ ኣሎ፤.
ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ዓረና ትግራይ ኣቶ ዓንዶም ገብረስላሰ እቲ ናይ ምርጫ ኩነታት ብጣዕሚ ዝተበላሸወ ይመስል፡.
(ገብረ ገብረመድህን) ንህውሓት ነዊሕ ዝመርሑ ኣቦይ ስብሓት ነጋ ኣብ ልዕሊ ኣቶ ገብሩ ኣስራት ዝፅሓፉዋ ‘’ልኡላውነትን.







