
Category: Social
(ግርማይ ገብሩ – VOA Tigrigna) ኣብ ዓይደር ሆስፒታልን ኣብ ካልኦት ማእኸላት ጥዕናን ትግራይ ዝሓረሳ ኣደታት.
መእተዊ ህዝቢ ኤርትራ ምእንቲ ነጻነት፣ ፍትሒ፣ ዴሞክራሲ፣ ማዕርነት፣ ራህዋን ሰላምን ክብል ልዕሊ 30 ዓመት ዝወሰደ.
ኣብ ኣውሮፓ፣ ሃገራት ኤሲያን ማእኸላይ ምብራቕን ኣብ ዝተዘዋወርኩሉ እዋን ሓደ ነገር ተዓዚበ። ንሕሉፍ ታሪኾም ዘለዎም.
ምዕራባዊያን እቲ ሀዚ ዘለዎም ስርዓት ንምህናፅ ዝበቕዑሉ ቐንዲ ምክንያት ዝጸሓፍዎ ሕጊን ስርዓትን ናብ ግብሪ ስለዝተርጎሙ.
ናይ ወፃኢ ኢንቬስተራት ብForeign Direct Investment (FDI) ሽም ኣብ ሓደ ሃገር ይኣትዉ´ሞ ሃፍቶም ዘዋፍርሉ ቦታ.







