ተቓዉሞ ዲሞክራሲያዊ መሰል እዩ – መንግስቲ ትግራይ ምፍትሒ ክህቦ ይግባእ!

(ሕሩይ ነጋሲ) ብሰብ ሃብቲ ትግራይ ዝተፈነወ ተቓዉሞ ዲሞክራሲያዊ መሰል እዩ! መንግስቲ ትግራይ ብቕንዕና ሪኡ ሚዛን.

ኣሰላልፋ ግዳማውያን ፀላእትና ኣብ መበል 12 ጉባኤ ህወሓት

ህወሓት ኣብ ዝሓለፉ 40 ዓመታት ናይ ውሽጥን ደገን ፀገማት እንዳኣለየ ዝመፀ ዕዉት ውድብ እዩ፡፡ ኣብ.

Photo - Ethiopian investor Dawit Gebre-egziabher
ኮሓሎ መሲለንስ መንቆሮ – (ንአይተ ዳዊት ገ/ዚሀር ዝተውሃበ ግብረ መልሲ)

(ኣማኑኤል ገ/ተንሳዔ በየነ – [email protected]) አይተ ዳዊት ገ/ዚሀር ካብ ዘጋጠሞም ቢሮክራሲያዊ ዓንቀፍቀፍ ተበጊሶም ንዝገበሩዎ ሚዛኑ.

ህዝባውነትን ውልቃውነትን ኣይተ ዳዊት ሚዛን ይሓዝ!

ኣይተ ዳዊት ካብ ቀረባ እዋን ጀሚሩ ኣብ ማሕበራዊ፣ ቁጠባውን ፖለቲካውን ጉዳያት ትግራይ ዝሃቦ ሪኢቶታት ናብ.

ቃለመሕትት ኣይተ ዳዊት ብድምፅ ወያነ እንተዝፍነው ሓረስታይ ትግራይ ንሳልሳይ ግዜ ወይኑ ምሓደረ

(ኣስፋው ገዳሙ – [email protected]) ‹‹ብዓል ግዘ ዘመስግኖ እምበር ዝነቕፎ ኣይፈትውን፡፡ምንግስቱ (ውድቡ) ዝፈትው እቲ ቅዱስ ቅዱስ.

መበል 12 ጉባኤ – ህወሓት ኣብ ቀራና መንገዲ

1. መእተዊ ህዝቢ ትግራይ ንምንታይ ኣንፃር መንን ተቓሊሱ? ከመይ ታዓዊቱ? ኣብ ከይዲ ቃልሲ ዘቐመጦም ሽቶታት.

ራዕድን ሽበራን ስልጡን ፖለቲካዊ መስርሕ ኣይኮነን – ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ

ራዕድን ሽበራን ስልጡን ፖለቲካዊ መስርሕ ኣይኮነን ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማተሰኣ) ኤፕሪል 30/2015 ዓለምና ብሓደ.

ኑቑላት ሊቃውንቲ

ኑቑላት ሊቃውንቲ ተጠቒዖም የጥቁዑኻ፡፡ ኑቑላት ሊቃውንቲ ማለት ናብ መሬት ጠብ ዘይብል ፍልጠት ዘለዎም፤ ካብ ነባራዊ.

ፀገም ኤርትራ ብወለዶ ዓጋመ ምምራሕ ድዩ?

ኩሉሻዕ ነፃነት ኤርትራ ሕቶ ህዝቢ ኤርትራ ክሳዕ ዝኾነ ይቐበሎ፡፡ ከም ኩሎም ውፅዓት ህዝብታት ዓለም ከኣ.

ዘይተዘመረሉ ጅግና- የማነብርሃን ብርሃነ (ባቡር)

(Save Adna) የማነብርሃን ብርሃነ ኣብ ኤርትራ መንደፈራ ተወሊዱ፡፡ኣቡኡ ግራዝማች ብርሃነ ወ/ሚካኤል ቆልዓ እናሃለዉ ኣቡኦም ብሹማት.