Category: opposition politics
ራዕድን ሽበራን ስልጡን ፖለቲካዊ መስርሕ ኣይኮነን ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማተሰኣ) ኤፕሪል 30/2015 ዓለምና ብሓደ.
ኑቑላት ሊቃውንቲ ተጠቒዖም የጥቁዑኻ፡፡ ኑቑላት ሊቃውንቲ ማለት ናብ መሬት ጠብ ዘይብል ፍልጠት ዘለዎም፤ ካብ ነባራዊ.
ፅልምትምት ዝብለኒ ሰብ ኣይኮንኩን፡፡ ምድሕርሓር ውን ኣይፈቱን፡፡ ተስፋ ኣልቦ ውን ኣይኮንኩን፡፡ ከም ሓደ ኣብ ግዜ.
ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ዓረና ትግራይ ኣቶ ዓንዶም ገብረስላሰ እቲ ናይ ምርጫ ኩነታት ብጣዕሚ ዝተበላሸወ ይመስል፡.
ተኣሲሩ ዘሎ ኣቶ ኣብራሃ ደስታ ብፖሊስ መፈራርሒ፣መግረፍቲን ኣጋጢምዎ፣ ዘይኣመነሉ ሰነድ ንክፍርም ተገይሩ‘ዩ ኢሎም ናይ ሎሚ.
ኣብ ኤርትራ ቅድሚ 13-ዓመታት ከምዛ ሎሚ መዓልቲ 11 ሚኒስተራትን ኣባላት ፓርላማን ዝነበሩ ተኣሲሮም። ድሕሪ ሰሙን.
(ዳንኤል ኣስመላሽ) ኢትዮጵያ ማእሰርቲ ዘጀግነላ ሃገር እናኾነት እያ፤ ካብ ሃይለስላሰ ጀሚሩ መማኽርቲ መንግስቱ ዝነበረን ባዕሉ.
