ኣብ ጽልኢን ትምክሕቲን መሰረት ዝገበረ ናይ ፖለቲካ ንሕንሕ ንምኽንያታዊን ርትዓዊን ኣተሓሳስባ ቦታ የብሉን። ፍትሒን ማዕረነትን.
ዘላቒ ውሕስና ህዝቢ ትግራይ ኣመልኪተ ኣብዞም ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ፌስቡክን ኣብ ድህረ ገጻትን ብሓፂርን ብነዊሕን.
(ነብዩ ስሑል ሚካኤል) ፀቢብነትን ትምክሕትን ዝብሉ ቃላት ኣብ ፖለቲካ ሀገርና ንዘለዉ ኽልተ ተፃባእቲ ሓይልታት ወኪሎም.
(መርስኤ ኪዳን) መሪሕነት ሕወሓት ሸሞንተ መዓልቲ ዝወሰደ መድረኽ ተሓድሶ ገይሩ ምስወድአ ብ እለት 26 ጥቅምቲ.
(ጎይቶም ተፈሪ) ንልዕሊ ዓሰርተ ዓመታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ምፅነሐይ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዝተለዓለ.
ናይ ኢትዮጵያ ሓይልታት ምክልኻል ኢታ ማጆር ሹም ነበር ሌተናል ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ ምስ ቪኦኤ ብዘካየድዎ.
1/ መእተዊ ኣብዚ ጽሑፍ ብኣዴን ንብሎ ዘለና እቲ ኣብዚ እዋን ብሓይሊታት ትምክሕቲ ተጨዊዩ ካብ መትከላዊን.
1/ መእተዊ ውድባት ብፍላይ ከኣ ገዛእቲ ውድባት ኣብ ምዕባለ ፓለቲካዊ ጉዕዝኦም ፈተንቲ መድረኻት ክገጥምዎም ከለው.
ኣብ ክልል ኣምሓራ ብፍላይ ድማ መተማን ኸባቢኣን ዝነብር ብዓሰርተ ኣሽሓት ዝቑጸር ህዝብና ኣብ ሓደጋ ወዲቑ.
ወይን፡ ኣብ ቀዳማይ ትልሚ ዕብየትን ስግግርን ሕርሻ ብዝመርሖ ኢንዳስትሪ ኣቢልና ኢና ክንጓዓዝ ፀኒሕና። ኣብ ካልኣይ.