Audio | ቃለመሕትት ምስ ኣይተ ገብሩ ኣስራት (1ይ ክፋል – 2ይ ክፋል)

(ገብረ ገብረመድህን)

ኣይተ ገብሩ ኣስራት ‘’ልኡላውነትን ዴሞክራስን ኣብ ኢትዮጵያ’’ ዘርእስታ መፅሓፍ ፅሒፎም ኣለው።ኣቶ ገብሩ ኣስራት ካብ 1971 ዓ/ም ክሳብ 1993 ዓ/ ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴን ፖሊት ቢሮን ህውሓት ከምኡውን ፈፃሚ ስራሕ ኢህወዴግ፤ ካብ 1983 ዓ/ም ክሳብ ካብ ውድብ ህውሓት ዝተባረሩሉ 1993 ዓ/ም ፕሬዝዳንት ክልል ትግራይ ኮይኖም ሰሪሖም እዮም።

ኣብ መፅሓፎም ኣይተ ገብሩ ኣስራት ኣብቲ መፅሓፍ ብዛዕባ ርክብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብሰፊሑ ኣቕሪቦም ኣለው።ርክብ መንግስታት ኢትዮጵያን ኤርትራን፣ኣመዓባብላ ግጭት ክልቲአን ሃገራት፣ውዕል ኣልጀርስ ውሳነ ዘ ሄግን፣ምግምማዕን ምብራርን መራሕቲ ህውሓት/ኢህወዴግን ካልኦት ነጥብታትን ዘካየድናዮ ምሉእ ቃለ ምልልስ ኣቕሪብናዮ ኣለና የድምፁ።ብርክት ዝበሉ ኣርእስትታት ዳሂሲሶም ኣለው።ብድምፂ ይስምዑ።

*******
1ይ ክፋል

*****
2ይ ክፋል

******

Content gathered and compiled from online and offline media by Hornaffairs staff based on relevance and interest to the Horn of Africa.

more recommended stories