
Category: News
(BBC Tigrigna) “ናብ ገዛይ እናተመለስኹ ኣብ መገዲ ሓደ ፖሊስ ዓብዪ ደንጎላ ሒዙ ንሓደ መንእሰይ እናኮብኮበ.
(SBS Tigrigna) ምፍታሕ እሱራት፡ መንግስቲ ትግራይ ልዕሊ 2000፣ መንግስቲ ኦሮምያ ልዕሊ 7000፣ መንግስቲ ፌደራል ከዓ.
(VOA Tigrigna) ሕድሮም ሃይለስላሴ ይብሃል።ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ምብራቕ፣ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ጣቢያ ሩባ ፈለግ ዝነብር.
ዝኸበርካ ወያናይ ህዝቢ ትግራይ፤ መሪር መስዋእቲ ከፊልካ፣ ንስርዓት ደርጊ ደምሲስካ፣ ብማዕርነት ዝኣምን ሕብረብሄራዊ ፌዴራላዊ ሓድነት.
(BBC Tigrinya) ተጋሩ ተምሃሮ፥ ቀፅሪ ዩኒቨርሲቲ መቱ ለቒቖም ንኽወፁ ዝተገደዱ ብዝበፅሖም ምፍርራሕን መጥቃዕትን ዝተልዓለ ምዃኑ.
ኩባንያ መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ መገጣጠሚ ሓደሽቲ ሞዴል ትራክትራት ኣመሪቑ። 110፣ 60፣ 50፣ 20 ጉልበት ፈረስ.
(ግርማይ ገብሩ – VOA Tigrigna) ኣብ ዓይደር ሆስፒታልን ኣብ ካልኦት ማእኸላት ጥዕናን ትግራይ ዝሓረሳ ኣደታት.
(ብናትና ኣዛሂል – መቐለ) “ነቲ ተፈጢሩ ዘሎ ድርቂ ንምፅዋር ዋላ ካብ በጀት ልምዓት መንግስቲ ነኪዩ.







