ናበይ ንኸይድ ኣለና?(Quo Vadis?)

ኣብ ፍልጠት ዝተመስረተ ቑጠባን ማሕበረሰብን ትግራይ ምህናፅ- ንቕድሚት ምጥማት፤ ሓዱሽ ኣተሓሳስባን ስትራተጂካዊ እመታን ኣብ ዓለም.

Photo - Kinfegebrail Gyohans FB
“ርእሰይን ክሳደይን ምስወቕዑኒ ውነይ ስሒተ ወዲቐ”

(BBC Tigrigna) “ናብ ገዛይ እናተመለስኹ ኣብ መገዲ ሓደ ፖሊስ ዓብዪ ደንጎላ ሒዙ ንሓደ መንእሰይ እናኮብኮበ.

Photo - farmland of Hedrom Haileselasie previous and current
በደል ተፈፂሙኒ ዝበለ ሓረስታይ ሕድሮም ሃይለስላሰ (VOA Tigrigna)

(VOA Tigrigna) ሕድሮም ሃይለስላሴ ይብሃል።ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ምብራቕ፣ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ጣቢያ ሩባ ፈለግ ዝነብር.

Photo - A farmer, Tigrai, Ethiopia
ምደባ ህወሓት ስራሕ ን መደብን ማእኸል ዝገበረ ዶ ወይስ ሰባት ማእኸል ዝገበረ?

(ጋረድ ይነበብ) ካብቶም ሕዚ ዝተመደቡ ኣብ ዞባ ማእኸል ናይ ወረዳ ፈፃሚት ስራሕ እቶም 39 ፈፃሚት.

ህወሓት ጠንኪራ ንኽትምርሽ ዘኽእላ ዕማማት

(ጋረድ ይነበብ) ኣብ ትግራይ ገዛኢ ውድብ ህወሓት እዩ።ህወሓት ምስቲ ዝንሄ ናይ ሃገርና ጭቡጥ ኩነታት ግዜ.

ደብርፅ ብህፁፅ ክገብሮ ዝግባእ! (ክፍሊ ሓደ)

(ኣብርሃ ሃይለዝጊ) ዶ/ር ደብረፅዮን ዝብዝሕ ግዚኡ ኣብ ፌደራል ምስቲ ምንባሩ ምስቶም ካልኦት ኣብ ትግራይ ዕድመ.

Image - TPLF at cross roads
ህወሓት ከም ሕብሽቲ ብላዕልን ብታሕትን ብሓዊ ተኸቢቡ

(ጋረድ ይነበብ) ህወሓት ኣብ ታሪtኹ ቡዙሓትን ብዓይነቶምን ዝተፈላለዩን ፈተንቲ መድረኻት በዲሁ ዝሓለፈ እኳ እንተኾነ ሕዚ.

Photo - A farmer, Tigrai, Ethiopia
ወጮ ተገልበጥካዮ ወጮ እዩ

(ጋረድ ይነበብ) ኣብ ወረዳ ኣሕፎሮም ዝነበረ ዋና ኣመሓዳሪ ናብ ዓድዋ ክምደብ ብምግባር ፣ካብ መቐለ ንኣኹሱም.

መሪሕነት ኣብይ ኣሕመድ: ንትግራይ ጸጋ’ዶስ ፈተና?

(BBC Tigrigna) ቀዳማይ ሚኒስትር ነበር ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ ቅድሚ ሓደ ወርሒ ካብ ስልጣኑ ብገዛእ ፍቓዱ.

Logo - Sebhidri Civil Society Tigray
ብስራት ምስረታ ሰብ ሕድሪ ሲቪል ማሕበረሰብ ትግራይ

ዝኸበርካ ወያናይ ህዝቢ ትግራይ፤ መሪር መስዋእቲ ከፊልካ፣ ንስርዓት ደርጊ ደምሲስካ፣ ብማዕርነት ዝኣምን ሕብረብሄራዊ ፌዴራላዊ ሓድነት.