Category: Articles
ርዕይቶ
ጉዕዞ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ(ህወሓት)ን ሀገራዊ ባህልናን
“ህወሓት መዋእሉ ብዙሓት ፈተናታት እናሰገረ እናስዓረ ዝመፀ ኣብቱ እዋን ካብ ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ውድባት ብዕላምኡን ህዝባውነቱ.
ስሑል(ገሰሰ አየለ) – ለካቲትን፣ ደደቢትን
(ሃይላይ ሓድጉ – ደራስን ጋዜጠኛን) ሓደ እዋን ናብቲ 11 ለካቲት 1967 ዓ/ም ብረታዊ ቃልሲ ህዝባዊ.
ውሽጠ ዴሞክራሲ፡ ተጠርናፊነት፡ ገምጋምን ወያናይ ባህሪ ተጋዳላይ ህወሓትን
(Mahari Yohans Gebru) ኣብ ዓለምና ብፍላይ ኣብተን ዘይማዕበላ ክፍለ ዓለማት ዝተርኣዩ ወያነታት ብባህሪኦም ነቲ የማናይ.
Audio| ምሁራን ታሪክ ካብ ዩኒቨረስቲ መቀለ ኣብ ሩባ ኣባይ
ምሁራን ታሪክ ካብ ዩኒቨረስቲ መቀለ ኣብ ሩባ ኣባይ ********* ********* ካብ ራዲዮ ድምጺ ወያነ –.
Audio| ከተማ ማይጨው ካበይን ናበይን
ካብ ራዲዮ ድምጺ ወያነ – መጋቢት 17/2006 ፍሉይ መሰናድ ከተማ ማይጨው ካበይን ናበይን ******** ********
ድሕነት ውድብ ምውሓስ
(ተወልደብርሃን ክፍለ ([email protected]) ኣብ ቀዳማይ ክፋል ፅሑፈይ ፍልፍል ፀገማት ትግራይ ንነዊሕ እዋን ዝትኣጐለ ባህሊ መሪሕነት.
ሓባእ ቑስሉ ፈውሲ ኣይረክብን
(ተወልደብርሃን ክፍለ ([email protected]) መሓሪ ዮሃንስ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ዓይጋ ፎረም “ውሽጠ ዲሞክራሲ፣ ተጠርናፊነት፣ ገምጋምን ወያናይ.
ህወሓት ኣብ ታሪኽ ንህዝቢ ትግራይ ደው ዝበለሉ ዕለት የለን
(ዲ/ን ሙሉጌታ ወልደገብርኤል – [email protected]) ህልው ኩነታት ህዝቢ ትግራይ ንምግምጋም አርሒቕና እንተይከድና አብ መንጎ እቲ.
ዕርቂ ምስ መን?
(ሙሉጌታ ገ/ህይወት) ከይሓሰብካዮን ከየስተንተንካዮን ኣብ ልዕሌኻ ዝወድቕ ሓደጋ ከምቲ “ዘይሓሰብካዮ ያ ርኻቦስ ኣይመርገም ኣይምረቓ” ዝብልዎ.