40 ዓመታት ሐዚ ኸ ናበይ?

ፅልምትምት ዝብለኒ ሰብ ኣይኮንኩን፡፡ ምድሕርሓር ውን ኣይፈቱን፡፡ ተስፋ ኣልቦ ውን ኣይኮንኩን፡፡ ከም ሓደ ኣብ ግዜ.

ህልው ኩነታት ህወሓት አመልኪቱ ዝንፀባረቁ ዘለዉ አረአይታት

(Save Adna) ብሰሙን ለካቲት 11 ምስ ዝተፈላለዩ ነባራትን ሓደሽቲን ኣባላትን ኣመራርሓን ህ.ወ.ሓ.ት ሰፋሕቲ ናይ ገፅ.

Image - Gebru Asrat Book cover
‘ሉኣላውነትን ዴሞክራሲን ኣብ ኢትዮጵያ’ ከመይ ነንብባ?

መፅሓፍ ኣይተ ገብሩ ኣስራት ኣብ መበል ኣርባዓ ዓመት ምጅማር ጡርኑፍ ብረታዊን ብሄራዊን ቃልሲ (organized armed.

ንቐጻላይ ውሕስነት ክልልናን ሃገርናን

ኣብ መፋርቕ እቱ ዝሓለፈ ዓመት መሪሕነት ህወሓት ዝምልከታ ተኸታተልቲ ፅሑፋት ኣቕሪበ ነይረ። ከም ውፅኢት ከኣ.

VOA | ኣጀማምራን ኣከባብራን ሓዱሽ ዓመት ኣብ ኢትዮዽያ

ኣብ ኢትዮዽያ ኣብ ወርሒ መስከረም ዝጅምር ሓዱሽ ዓመት መፅሓፍ ቅዱሳዊ መሰረት ከምዘለዎ ሊቃውንቲ ቤተክርስትያን ይገልፁ።.

ኣኽላብ ፈሪሕና እንዳ ኣዛብእ አይነዐቁብን፡፡

“ሓመቕኩ ፀበቕኩ፤ ኣነ ´ኖኻ” በለት ወላድ፤ እዚ ስርዓት ሰቲ እናተነሰነሰ፤ ብበለካ ለኽዐካ ዝመፀ ኣይኮነን። ብፍላይ.

ዉዕሽክሽክሽክሽክሽ

(ሃይላይ ሓድጉ –ደራስን ጋዜጠኛን) ብዛዕባ ሳዕስዒት ኢና ክነንብብ። ሹሽ ፣እዥም፣ እሽም፣ ዉዕሽክሽ ኣብ እዋን ሳዕስዒት.

“ሰብኣይ ኣንስቲ ክልተ ናብዚ ናብቲ ክብል ሞተ”

(ንዋይ ሓድጉ – ብጋዜጠኝነት ቀዳማይ ድግሪ) እዚ ግዘ ፀቢብን ፅጉምን ካብ ዝገብርዎ ዘለዉ ሓደ ብደረጃ.

ሕዱር ሕማም ናፍቖት ትማሊ

(ማቲዎስ የማነ) ሰባት ንዝተፈጠሩሉ ፣ ዝነበሩሉ ብፅቡቕ መልክዑ ዘስተማቅርዎ ኢሉ ዉን ብታሪኽ ጥራሕ ዉን ተኾነ.

ወያነና! እንተተካኢሉ ብፅቡቕ ይነደቕ፣ እንተዘይተካኢሉ ይኳነ፤ ሕማቕ ግን ኣይብፅሓዮ፡፡

(ብዓብለሎም መለስ – [email protected]) መንደቕን ዃናን ዳርጋ ኣብ መብዛሕቲኡ ከባቢታት ትግራይ ልሙድን ፍሉጥን ጉዳይ እዩ፡፡.