Audio| ከተማ ማይጨው ካበይን ናበይን

ካብ ራዲዮ ድምጺ ወያነ – መጋቢት 17/2006 ፍሉይ መሰናድ ከተማ ማይጨው ካበይን ናበይን ******** ********

ፓርቲ ዓረና ትግራይ – ኣባላተይ ተኣሲሮምኒ ኢሉ

ፓርቲ ዓረና ንዴሞክራስን ፍትሕን ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማታት ኵሓን ኣይናለምን ህዝባዊ ኣኼባ ንምፅዋዕ ወፍሪ.

Audio| ፕረዚደንታዊ ኣማኻሪ የማነ ገብረኣብ ብዛዕባ ጸገም ሓይሊ መብራህቲ

ብዛዕባ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጸገም ሓይሊ መብራህቲ ብቪኦኤ ዝተሓተተ ፕረዚደንታዊ ኣማኻሪ ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ንተስፋ.

ድሕነት ውድብ ምውሓስ

(ተወልደብርሃን ክፍለ ([email protected]) ኣብ ቀዳማይ ክፋል ፅሑፈይ ፍልፍል ፀገማት ትግራይ ንነዊሕ እዋን ዝትኣጐለ ባህሊ መሪሕነት.

ሓባእ ቑስሉ ፈውሲ ኣይረክብን

(ተወልደብርሃን ክፍለ ([email protected]) መሓሪ ዮሃንስ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ዓይጋ ፎረም “ውሽጠ ዲሞክራሲ፣ ተጠርናፊነት፣ ገምጋምን ወያናይ.

ህወሓት ኣብ ታሪኽ ንህዝቢ ትግራይ ደው ዝበለሉ ዕለት የለን

(ዲ/ን ሙሉጌታ ወልደገብርኤል – [email protected]) ህልው ኩነታት ህዝቢ ትግራይ ንምግምጋም አርሒቕና እንተይከድና አብ መንጎ እቲ.

ዕርቂ ምስ መን?

(ሙሉጌታ ገ/ህይወት) ከይሓሰብካዮን ከየስተንተንካዮን ኣብ ልዕሌኻ ዝወድቕ ሓደጋ ከምቲ “ዘይሓሰብካዮ ያ ርኻቦስ ኣይመርገም ኣይምረቓ” ዝብልዎ.

Life expectancy in Ethiopia - Jan 2004-2010
ኣመተ ሚኢቲ ዓመት

(ብዶ/ር ክንፈ አብርሃ) ሃገርና ኢትዮጵያ ኣብ’ቱ ንልዕሊ ሓደ ሽሕ ዓማዉቲ ዝዘለቐ ስልጣነ ኣኽሱም ኣብ ዓለምና.

ዝተሓላለኸ ቅልውላው ቀርኒ ኣፍሪካ ክሳብ መዓስ?

መእተዊ ኣዝዩ መፀገምን ዝተሓላለኸን ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪካ ካብ ውሽጥን ደገን ብዝመፁ መበገስታት ንኣስታት 150 ዓመታት.

መማኸሪ መለስን ራእሲ መኮንንን

ብክብሮም ኣብርሃ (ሳብያን) • ዓሚ ኣብ ቁልቢ ገብርኤል ዝተፋለጥኽዎ ሰብኣይ ከምዚ በለኒ: “ንመለስ ኣባይ ንኽግደብ.