Audio| ፕረዚደንታዊ ኣማኻሪ የማነ ገብረኣብ ብዛዕባ ጸገም ሓይሊ መብራህቲ

ብዛዕባ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጸገም ሓይሊ መብራህቲ ብቪኦኤ ዝተሓተተ ፕረዚደንታዊ ኣማኻሪ ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ንተስፋ ዘይኮነ፡ ብግብሪ ንሰርሕ ኣለና ይብል።

ዝሓልፈ ቅንያት፡ ን ዑደት ፕረሲደንት ዖማር ኣልበሽር ስዒቡ ኣብ ኤርትራ ዝኣተወ ፍሉይ ልኡኽ ሱዳን ምስ ሰበ-ስልጣን ኤርትራ ድሕሪ ምርኻቡ፡ ኣብ ጉዳይ ኤነርጂ ብሓባራ ክሰርሑ ምዝርራቦም ተገሊጹ ኔሩ።

ብዛዕባ`ዚን ካልእን ኣቶ የማነ ይምልስ፡:

[VOA – ለካቲት-2006]

*******

*******

Daniel Berhane

more recommended stories