11 ለካቲት መንፀፍ መንነትን መቐይሮ ታሪኽን ህዝቢ ትግራይ

(መሓሪ ዩሓንስ ) ዓሰርተ ሓደ ለካቲት ካብቲ ናይ 17 ዓመት መሪርን ፈታን ቃልሲ ዝዘለለ ትርጉም.

ከም ተጋሩ ትኽክለኛ መንነትናን ተግባርናን – ኣብ ብዘይሰኸፈት እንተቕረብና ኸ?

(ብጌታቸው አረጋዊ) ኣረጋዊ ዝተበሃለ ባህላዊ ጭራ ዝደርፍ እዩ(ኣብ ኣኽሱም)። ኣብቲ ደርፉ ካብ ዘሎ ግጥሚ… …….እዞም.

ኣኸይባ…..ኣኸይባ…….ኣኸይባ እየ

(ብየማነ ገብረመስቀል – ደራሲ) መቸስ ትምቢተ መፅሓፍ ግዲ በፂሑስ መከራን ኣኼባን እናበዝሑ ይኸዱ ኣለዉ፡፡ ምድምማፅን ምክብባርን.

ሕቶ ብሄር(ተኝነት) ኣብ ዘበናዊት ኢትዮጵያ – ግደ ተጋሩ ኣብ ምምላስ እቲ ሕቶ

መንግትነትን ሕገ መንግስትን ኣብ ኢትዮጵያ ሕቶ ብሄር(ተኝነት)ን …… ምላሹን ኣብ ዘበናዊት ኢትዮጵያ (ግደ ተጋሩ ኣብ.

ዶ/ር ገላውዲዎስ:- ታሪክ ኢትዮጵያ 5000 ዐመት ዝሽፍን እዩ

* “[ኢትዮጵያ ናይ ሓደ ክፍለዘበን ታሪክ እዩ ዘለዋ ንዝብሉ ሰባት]…ብሓፂሩ ካብ ታሪክ ተመሃሩ በይዛኹም እየ.

በዓልቲ ቤት ፕ/ት ኢሳያስ፡ ንመጀመርያ ግዜ ምስኡ ተራእያን ተሳኢላን

(VOA – Tigrigna) ናይ ሱዳን ፕረሲደንት ዖማር ኣል በሽር ምስ በዓልቲ ቤቱ ኤርትራ ኣብ ዝበፀሓሉ.

ኢትዮጵያዊ ዝበሃል መንነት የለን።

(Yemane Nagish) ሆኒ…ኢትዮጵያዊ ዝበሃል መንነት የለን። ኣይክህሉን ´ውን፥ ኢትዮጵያዊነት ዜግነት እዩ። እንተሃለየ ´ውን ናይ ሕሸት.

መበል 13 ጉባኤ ቤት ምክሪ ትግራይ ተዛዚሙ

(ድምፂ ወያነ ትግራይ) 4ይ ዘበን ስራሕ መበል 13 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ.

“ናይ ህወሓት ትንሳኤ ናይግድን እዩ” – አቦይ ስብሓት ነጋ

Highlights:- * ኣካል ናይ’ዚ ሽግር ዝነበረ ኣካል ፍታሕ ከምዘይኸውን ዓለማዊ ሓቂ እዩ፡፡ ስለዚ ዝነኽኡን ዝተነኽኡን.

“ሃፀይ ቴድሮስ ትግራዋይ እዩ” – ኣታኽልቲ ሓጎስ

Highlights: * ግራኝ ኣሕመድ ምስተልዓሉ ተጋሩ ኸይዶም ኣብ ሽምብራ ቆሬ ብምስዓሮም ናይ ግራኝ ሓይሊ ንኢትዮዽያ.