VOA | ንፉዓት ተማሃሮ ክልቲኤን ሃገራት ንምምሕያሽ ርክብ ህዝብታት ክንሰርሕ ኢና ይብሉ

ሎም-ዘበን ንፈለማ ጊዜ ካብ መዓስከር ስደተኛታት ኢትዮዽያ ዕድል ረኺቦም ናብ ዩኒቨርስቲታት ካብ ሞንጎ ዝኣተው ኤርትራውያን፣እቶም.

VOA | ኤርትራ -፡ ጂ-15’ን ጋዜጠኛታትን ካብ ዝእሰሩ 13-ዓመታት

ኣብ ኤርትራ ቅድሚ 13-ዓመታት ከምዛ ሎሚ መዓልቲ 11 ሚኒስተራትን ኣባላት ፓርላማን ዝነበሩ ተኣሲሮም። ድሕሪ ሰሙን.

ምንስቴር ወፃኢ ኣሜሪካ መጠንቀቂ መገሻ ናብ ኤርትራ ሂቡ!

ምንስቴር ወፃኢ ኣሜሪካ ዓሚ ሕዳር ኣውፂእዎ ንዝነበረ መጠንቀቂ መገሻ ናብ ኤርትራ እንደገና ሓዲስዎ።ኣሜሪካውያን ናብ ኤርትራ.

VOA | ኣጀማምራን ኣከባብራን ሓዱሽ ዓመት ኣብ ኢትዮዽያ

ኣብ ኢትዮዽያ ኣብ ወርሒ መስከረም ዝጅምር ሓዱሽ ዓመት መፅሓፍ ቅዱሳዊ መሰረት ከምዘለዎ ሊቃውንቲ ቤተክርስትያን ይገልፁ።.

ፕሬዝዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስ ናይ ግብፂ ፕሬዝዳንት ተዘራሪቦም

ናይ ኤርትራ ፕሬዝዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስ ናይ ግብፂ ፕሬዝዳንት ዓብድል ፋታሕ ኣል-ሲሲ ኣብ ክልትኣዊ ርክባት.

እስራኤል ንኤርትራውያንን ሱዳናዊያንን ኣጨኒቃ ንክወፁ ትገብር‘ላ ተባሂሉ

እስራኤል ንኣሻሓት ስደተኛታት ኤርትራን ሱዳንን ካብ ግዝኣታ ኣስገዳድ ምውፃእ ትፍፅም‘ላ ክብል ሁማን ራይት ዋች መግለፂ.

ስግኣት ሕማም ኢቦላ -፡ ኤርትራን ኢትዮጵያን’ከ እንታይ ይገብራ’ለዋ?

ኢቦላ ንምዕራብ ኣፍሪካ ጥራሕ ዘይኮነስ ንኻልኦት ሃገራት ዘስግአ ሕማም ምዃኑ ይግለፅ ኣሎ። ኤርትራን ኢትዮጵያን’ከ ብፍላይ.

ቃለመሕትት ምስ ኣዜብ መስፍን ኣብ ዙርያ ትካላት ትዕምት

አባል ፖሊት ቢሮ ህወሓትን ዋና ፈፃሚት ስራሕ ትዕምት አዜብ መስፍን ናይ ትግራይ ኢንዱስትሪያል ልምዐት ሀንፈትን.

ብስራትን መርድእን (ሓጻር ዛንታ)

(ክብሮም ኣብርሃ (ሳብያን) – [email protected]) ካብ ገዛይ ወጺአ ነታ ጸባብ መገዲ ወዲአ ፊት ሓውዜን ኣደባባይ.

ኣኽላብ ፈሪሕና እንዳ ኣዛብእ አይነዐቁብን፡፡

“ሓመቕኩ ፀበቕኩ፤ ኣነ ´ኖኻ” በለት ወላድ፤ እዚ ስርዓት ሰቲ እናተነሰነሰ፤ ብበለካ ለኽዐካ ዝመፀ ኣይኮነን። ብፍላይ.