ኣደይ ኣለማሽ ገ/ልኡል (ኣዶ ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ) ብ1989 ንመፂሄት ኣሰር ካብ ዝሃበኦ ቃለመጠይቕ ዝተወሰደ።

ሕቶ፦ መለስ ብቖልዕኡ እንታይ ዓይነት ፀባይ ነይርዎ? ማማ ኣለማሽ፦ እንታይ ፀባይ ነይርዎ? ሩህሩህን ሕያዋይን’ዩ ነይሩ፡፡ንድኻ.

በዓልቲ ቤት ፕ/ት ኢሳያስ፡ ንመጀመርያ ግዜ ምስኡ ተራእያን ተሳኢላን

(VOA – Tigrigna) ናይ ሱዳን ፕረሲደንት ዖማር ኣል በሽር ምስ በዓልቲ ቤቱ ኤርትራ ኣብ ዝበፀሓሉ.

ኢትዮጵያዊ ዝበሃል መንነት የለን።

(Yemane Nagish) ሆኒ…ኢትዮጵያዊ ዝበሃል መንነት የለን። ኣይክህሉን ´ውን፥ ኢትዮጵያዊነት ዜግነት እዩ። እንተሃለየ ´ውን ናይ ሕሸት.

መበል 13 ጉባኤ ቤት ምክሪ ትግራይ ተዛዚሙ

(ድምፂ ወያነ ትግራይ) 4ይ ዘበን ስራሕ መበል 13 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ.