40 ዓመታት ሐዚ ኸ ናበይ?
ፅልምትምት ዝብለኒ ሰብ ኣይኮንኩን፡፡ ምድሕርሓር ውን ኣይፈቱን፡፡ ተስፋ ኣልቦ ውን ኣይኮንኩን፡፡ ከም ሓደ ኣብ ግዜ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ዝተወለደ መንእሰይ…
ፅልምትምት ዝብለኒ ሰብ ኣይኮንኩን፡፡ ምድሕርሓር ውን ኣይፈቱን፡፡ ተስፋ ኣልቦ ውን ኣይኮንኩን፡፡ ከም ሓደ ኣብ ግዜ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ዝተወለደ መንእሰይ…
(Save Adna) ብሰሙን ለካቲት 11 ምስ ዝተፈላለዩ ነባራትን ሓደሽቲን ኣባላትን ኣመራርሓን ህ.ወ.ሓ.ት ሰፋሕቲ ናይ ገፅ ንገፅ ምይይጣት ኣብ ዝገበርኩዎ ሰፋሕቲ…
መፅሓፍ ኣይተ ገብሩ ኣስራት ኣብ መበል ኣርባዓ ዓመት ምጅማር ጡርኑፍ ብረታዊን ብሄራዊን ቃልሲ (organized armed National Struggle) ህዝቢ ትግራይ ብምፅሓፋን፤…
ኣብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ዘመዝገብዎ ኣንፀባራቒ ዓወት ኣብ ቃልሲ ኣንፃር ድክነት’ውን ንምድጋም ዝጀመርዎ ፃዕሪ ኣጠናኺሮም ከምዝቅፅሉሉ ነበርቲ ወረዳ ኣስገደ ፅንብላ ኣረጋጊፆም፡፡…
ሓደ ካብ መስረቲ ተሓህት ናይ ሎሚ ህወሓት ዝኾኑ ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ፡ ኣዛዚ ሰራዊት ተሓህት’ውን ኮይኖም ኣገልጊሎም’ዮም። ኣብ ውግእ ኣንፃር ኢድዩ…
ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ዓረና ትግራይ ኣቶ ዓንዶም ገብረስላሰ እቲ ናይ ምርጫ ኩነታት ብጣዕሚ ዝተበላሸወ ይመስል፡ ኢሎም። ኣተሓሒዞም "ናይ ምርጫ ተዓዘብቲ…
ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ውፅኢት ቃልሲ ዝኾነ ልምዓትን ተጠቃምነትን ሕብረተሰብ ይረጋገፅ ከምዘሎ ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ እታ ዞባ…
ኣብቶም ዝሓለፉ 3ተ ኣዋርሕ ኣብ መንጎ ዶባት ኢትዮ ሱዳን ብዞባ ምዕራብ ትግራይ ኣቢሎም ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝኣተው ልዕሊ 180ሽሕ ተጉዓዝቲ…
(ገብረ ገብረመድህን) ንህውሓት ነዊሕ ዝመርሑ ኣቦይ ስብሓት ነጋ ኣብ ልዕሊ ኣቶ ገብሩ ኣስራት ዝፅሓፉዋ ‘’ልኡላውነትን ዴሞክራስን ኣብ ኢትዮጵያ’’ ዘርእስታ መፅሓፍ…
(ገብረ ገብረመድህን) ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ/ህውሓት/ ‘’ሕቶ ኤርትራ - ሕቶ መግዛእቲ‘ዩ’’ ክብል ኣብ ፖለቲካዊ ፕሮግራሙ ዘስፈሮ መርገፂ ዳግም ክምርመር ዘለዎ…
This website uses cookies.