Articles

ርዕይቶ

ናበይ ንኸይድ ኣለና?(Quo Vadis?)

ኣብ ፍልጠት ዝተመስረተ ቑጠባን ማሕበረሰብን ትግራይ ምህናፅ- ንቕድሚት ምጥማት፤ ሓዱሽ ኣተሓሳስባን ስትራተጂካዊ እመታን ኣብ ዓለም ለኸ ማሕበር ምሁራት ተጋሩ (ጂ.ኤስ.ቲ.ኤስ)…

ሌባ ሌባ ትበልዋስ ልዋ ልዋ ዝበልዋ መሲልዋ!

(አማኑኤል አለማየሁ (ደጀና) ውድብ ህውሓት ዝመርሑ ዘለው መራሕቲ ሕዘሕዚ ካብ ዝነበሮም አራአእያ እናተዓዘሩ መጠረስትኡ ናብ ዘይፍለጥ ዕንዝርና ምአታው ምጅምሮም ዘሕዘን…

ምደባ ህወሓት ስራሕ ን መደብን ማእኸል ዝገበረ ዶ ወይስ ሰባት ማእኸል ዝገበረ?

(ጋረድ ይነበብ) ካብቶም ሕዚ ዝተመደቡ ኣብ ዞባ ማእኸል ናይ ወረዳ ፈፃሚት ስራሕ እቶም 39 ፈፃሚት ንቲ ምደባ ኣይንቕበሎን ኢሎም። ህወሓት…

ደብርፅ እንተይ ወዓለ እንተይሓደረ ክገብሮ ዝግበኦ (ክፍሊ ክልተ)

(ኣብርሃ ሃይለዝጊ) ህዝቢ ትግራይ እንተስ በቲ ዝነበረ ኩነታት ኮነ በቶም ቅዱማት "መራሕቱ"(ገዛእቱ ምባል ዝቐልል ይመስለኒ) ኣዝዩ ተማሪሩ ስለ ዝነበረ ወይ…

ህወሓት ጠንኪራ ንኽትምርሽ ዘኽእላ ዕማማት

(ጋረድ ይነበብ) ኣብ ትግራይ ገዛኢ ውድብ ህወሓት እዩ።ህወሓት ምስቲ ዝንሄ ናይ ሃገርና ጭቡጥ ኩነታት ግዜ እንተይወሰደ ጋእ መጋእ ከይበለ እዞም…

ደብርፅ ብህፁፅ ክገብሮ ዝግባእ! (ክፍሊ ሓደ)

(ኣብርሃ ሃይለዝጊ) ዶ/ር ደብረፅዮን ዝብዝሕ ግዚኡ ኣብ ፌደራል ምስቲ ምንባሩ ምስቶም ካልኦት ኣብ ትግራይ ዕድመ ልክዖም ዘሕለፉ ካድረታት እንትነፃፀር ኣብ…

ህወሓት ከም ሕብሽቲ ብላዕልን ብታሕትን ብሓዊ ተኸቢቡ

(ጋረድ ይነበብ) ህወሓት ኣብ ታሪtኹ ቡዙሓትን ብዓይነቶምን ዝተፈላለዩን ፈተንቲ መድረኻት በዲሁ ዝሓለፈ እኳ እንተኾነ ሕዚ ገጢምዎ ዝንሄ በዳሂ ኩነታት ግና…

ወጮ ተገልበጥካዮ ወጮ እዩ

(ጋረድ ይነበብ) ኣብ ወረዳ ኣሕፎሮም ዝነበረ ዋና ኣመሓዳሪ ናብ ዓድዋ ክምደብ ብምግባር ፣ካብ መቐለ ንኣኹሱም ክሽየም ብምግባር፣ከንቲባ ዓድዋ ዝነበረ ኣብ…

መሪሕነት ኣብይ ኣሕመድ: ንትግራይ ጸጋ’ዶስ ፈተና?

(BBC Tigrigna) ቀዳማይ ሚኒስትር ነበር ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ ቅድሚ ሓደ ወርሒ ካብ ስልጣኑ ብገዛእ ፍቓዱ ከምዝወርድ ምስገለጸ ብዙሓት ሰባት ኣስደሚሙ…

መሪሕነት ህወሓትን ኮንፊሼየሲዝምን

ኮንፊሼየሲዝም ብሓፂሩ ንምግላፅ ኣብ 550 - 479 BC (ዓ/ዓ) ኣብ ሃገረ ቻይና ዝነብረ ኮንፊሼየስ ዝተብሃለ መምህር ዝመሃዞን ዝኽተሎን ዘስርፆ ፍልስፍና…

This website uses cookies.