EPRDF

መሪሕነት ኣብይ ኣሕመድ: ንትግራይ ጸጋ’ዶስ ፈተና?

(BBC Tigrigna) ቀዳማይ ሚኒስትር ነበር ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ ቅድሚ ሓደ ወርሒ ካብ ስልጣኑ ብገዛእ ፍቓዱ ከምዝወርድ ምስገለጸ ብዙሓት ሰባት ኣስደሚሙ…

መሪሕነት ህወሓትን ኮንፊሼየሲዝምን

ኮንፊሼየሲዝም ብሓፂሩ ንምግላፅ ኣብ 550 - 479 BC (ዓ/ዓ) ኣብ ሃገረ ቻይና ዝነብረ ኮንፊሼየስ ዝተብሃለ መምህር ዝመሃዞን ዝኽተሎን ዘስርፆ ፍልስፍና…

ፍልጠት ዝሰፍር ‘ነቢይ’! – ተጋዳላይ ተኽለብርሃን (ዶ/ር)

(ተጋዳላይ ተኽለብርሃን (ዶ/ር) አብ ሕታም መበል 44 ሕታም ወራይና አብ እትበሃል መጽሄት ትግርኛ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር እታ መጽሄት ጌታቸው አረጋዊ…

ጋዜጣዊ መግለጺ ደብረጺዮን ገ/ሚካኤል – ኣቦ መንበር ህወሓት[audio]

ጋዜጣዊ መግለጺ ኣቦ መንበር ህወሓት ደብረጺዮን ገ/ሚካኤል ዝሓቡዎ ጋዜጣዊ መግለጺ። https://youtu.be/cIV1ncF-3ZQ *******

ሕዚዝካየድ ዘሎ ናይ ኦሮምያ ዓመፅ ምክንያቱን ዓላምኡን ዴሞክራስያዊ ኣይኮነን

(ብተከዘ ትግራይ፤ መቀለ)  ነዛ ፅሕፍቲ ክፀሕፍ ዘላዓለኒ ምክንያት ኣብ ሀገርና ኢትዮጲያ ዝካየድ ዘሎ ዓመፅን ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዝካየድ ዘሎ ዘይምክንያታዊን…

ገምጋም ኣብ ፖለቲካዊ ትሕዝቶ፣ ትርጉምን ውፅኢትን ብዕሙቆት ናይ ምህዳስ መደብናን ቐፃሊ ተጋድሎናን

(ወይን መፅሄት ንድፈ ሓሳብ ህወሓት፤ ሰነ-ነሓሰ 2009) ብመሰረት ውሳነ ውድብና ውሽጢ ውድብ ቓልሲን ምንቅስቓስን ዝመርሖ ፈፀምቲ ዓቕምታት ልምዓታዊ ሰራዊት ብዕሙቆት…

‘ዝቕፅል ጉባኤ ኢህወደግ ከም ብሓዱሽ ዝፍጠረሉ ጉባኤ ክኸውን ትፅቢት እገብር’ – ስብሓት ነጋ

ጋዜጣ ወይን ብምኽንያት 15 ሰነ ዝተኽበር መዓልቲ ሰማእታት ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣባል ቤት ምኽሪ ኢህወዴግን ኣብ ዓለም ናይ ኢትዮጵያ ሰላምን…

‘ሕቶ ወልቃይት ትማሊ ተቓሊስና ናይ ዝሰዓርናዮም ተረፍመረፍ ሕቶ እዩ’ – ኣለም ገ/ዋህድ

ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ህወሓት ኢህወዴግን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ህወሓትን  ኣይተ ኣለም ገ/ዋህድ ምስ ጋዘጠኛ ዮሃንስ ካልኣዩ ዝገበርዎ ቃለ-ምልልስ ካብ ፍሉይ…

ዘይዛሪ … ግን ዘበን ዝሓለፎ ትምክሕቲ ..!

ኣብ ጽልኢን ትምክሕቲን መሰረት ዝገበረ ናይ ፖለቲካ ንሕንሕ ንምኽንያታዊን ርትዓዊን ኣተሓሳስባ ቦታ የብሉን። ፍትሒን ማዕረነትን ኣይናቱን። እንታይ ደኣ ንኹሉ ጨፍሊቕካ…

ጉዳይ ዘላቒ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ምውሓስ

ዘላቒ ውሕስና ህዝቢ ትግራይ ኣመልኪተ ኣብዞም ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ፌስቡክን ኣብ ድህረ ገጻትን ብሓፂርን ብነዊሕን ደጋጊመ ጽሒፈ ሓሳበይ ከካፍል ፈቲነ…

This website uses cookies.