TPLF

መግለፂ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት

I. መእተዊ፡- ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ካብ ሰነ 3-5 ዘካየዶ ህፁፅ ኣኼባ ዛዚሙ ኣሎ። ህወሓት/ኢህወዴግ ኣብ ናይ 17 ዓመታት ናይ ዕጥቂ…

ሌባ ሌባ ትበልዋስ ልዋ ልዋ ዝበልዋ መሲልዋ!

(አማኑኤል አለማየሁ (ደጀና) ውድብ ህውሓት ዝመርሑ ዘለው መራሕቲ ሕዘሕዚ ካብ ዝነበሮም አራአእያ እናተዓዘሩ መጠረስትኡ ናብ ዘይፍለጥ ዕንዝርና ምአታው ምጅምሮም ዘሕዘን…

ምደባ ህወሓት ስራሕ ን መደብን ማእኸል ዝገበረ ዶ ወይስ ሰባት ማእኸል ዝገበረ?

(ጋረድ ይነበብ) ካብቶም ሕዚ ዝተመደቡ ኣብ ዞባ ማእኸል ናይ ወረዳ ፈፃሚት ስራሕ እቶም 39 ፈፃሚት ንቲ ምደባ ኣይንቕበሎን ኢሎም። ህወሓት…

ደብርፅ እንተይ ወዓለ እንተይሓደረ ክገብሮ ዝግበኦ (ክፍሊ ክልተ)

(ኣብርሃ ሃይለዝጊ) ህዝቢ ትግራይ እንተስ በቲ ዝነበረ ኩነታት ኮነ በቶም ቅዱማት "መራሕቱ"(ገዛእቱ ምባል ዝቐልል ይመስለኒ) ኣዝዩ ተማሪሩ ስለ ዝነበረ ወይ…

ህወሓት ጠንኪራ ንኽትምርሽ ዘኽእላ ዕማማት

(ጋረድ ይነበብ) ኣብ ትግራይ ገዛኢ ውድብ ህወሓት እዩ።ህወሓት ምስቲ ዝንሄ ናይ ሃገርና ጭቡጥ ኩነታት ግዜ እንተይወሰደ ጋእ መጋእ ከይበለ እዞም…

ደብርፅ ብህፁፅ ክገብሮ ዝግባእ! (ክፍሊ ሓደ)

(ኣብርሃ ሃይለዝጊ) ዶ/ር ደብረፅዮን ዝብዝሕ ግዚኡ ኣብ ፌደራል ምስቲ ምንባሩ ምስቶም ካልኦት ኣብ ትግራይ ዕድመ ልክዖም ዘሕለፉ ካድረታት እንትነፃፀር ኣብ…

ህወሓት ከም ሕብሽቲ ብላዕልን ብታሕትን ብሓዊ ተኸቢቡ

(ጋረድ ይነበብ) ህወሓት ኣብ ታሪtኹ ቡዙሓትን ብዓይነቶምን ዝተፈላለዩን ፈተንቲ መድረኻት በዲሁ ዝሓለፈ እኳ እንተኾነ ሕዚ ገጢምዎ ዝንሄ በዳሂ ኩነታት ግና…

ወጮ ተገልበጥካዮ ወጮ እዩ

(ጋረድ ይነበብ) ኣብ ወረዳ ኣሕፎሮም ዝነበረ ዋና ኣመሓዳሪ ናብ ዓድዋ ክምደብ ብምግባር ፣ካብ መቐለ ንኣኹሱም ክሽየም ብምግባር፣ከንቲባ ዓድዋ ዝነበረ ኣብ…

መሪሕነት ህወሓትን ኮንፊሼየሲዝምን

ኮንፊሼየሲዝም ብሓፂሩ ንምግላፅ ኣብ 550 - 479 BC (ዓ/ዓ) ኣብ ሃገረ ቻይና ዝነብረ ኮንፊሼየስ ዝተብሃለ መምህር ዝመሃዞን ዝኽተሎን ዘስርፆ ፍልስፍና…

ፍልጠት ዝሰፍር ‘ነቢይ’! – ተጋዳላይ ተኽለብርሃን (ዶ/ር)

(ተጋዳላይ ተኽለብርሃን (ዶ/ር) አብ ሕታም መበል 44 ሕታም ወራይና አብ እትበሃል መጽሄት ትግርኛ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር እታ መጽሄት ጌታቸው አረጋዊ…

This website uses cookies.