Tigray

ናበይ ንኸይድ ኣለና?(Quo Vadis?)

ኣብ ፍልጠት ዝተመስረተ ቑጠባን ማሕበረሰብን ትግራይ ምህናፅ- ንቕድሚት ምጥማት፤ ሓዱሽ ኣተሓሳስባን ስትራተጂካዊ እመታን ኣብ ዓለም ለኸ ማሕበር ምሁራት ተጋሩ (ጂ.ኤስ.ቲ.ኤስ)…

“ርእሰይን ክሳደይን ምስወቕዑኒ ውነይ ስሒተ ወዲቐ”

(BBC Tigrigna) "ናብ ገዛይ እናተመለስኹ ኣብ መገዲ ሓደ ፖሊስ ዓብዪ ደንጎላ ሒዙ ንሓደ መንእሰይ እናኮብኮበ ናብ ጣብያ እናወሰዶ ሪአዮ።" ብምባል…

በደል ተፈፂሙኒ ዝበለ ሓረስታይ ሕድሮም ሃይለስላሰ (VOA Tigrigna)

(VOA Tigrigna) ሕድሮም ሃይለስላሴ ይብሃል።ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ምብራቕ፣ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ጣቢያ ሩባ ፈለግ ዝነብር ወዲ 36 ዓመት ሓረስታይ እዩ።ዝተፈላየዩ…

ምደባ ህወሓት ስራሕ ን መደብን ማእኸል ዝገበረ ዶ ወይስ ሰባት ማእኸል ዝገበረ?

(ጋረድ ይነበብ) ካብቶም ሕዚ ዝተመደቡ ኣብ ዞባ ማእኸል ናይ ወረዳ ፈፃሚት ስራሕ እቶም 39 ፈፃሚት ንቲ ምደባ ኣይንቕበሎን ኢሎም። ህወሓት…

ህወሓት ጠንኪራ ንኽትምርሽ ዘኽእላ ዕማማት

(ጋረድ ይነበብ) ኣብ ትግራይ ገዛኢ ውድብ ህወሓት እዩ።ህወሓት ምስቲ ዝንሄ ናይ ሃገርና ጭቡጥ ኩነታት ግዜ እንተይወሰደ ጋእ መጋእ ከይበለ እዞም…

ደብርፅ ብህፁፅ ክገብሮ ዝግባእ! (ክፍሊ ሓደ)

(ኣብርሃ ሃይለዝጊ) ዶ/ር ደብረፅዮን ዝብዝሕ ግዚኡ ኣብ ፌደራል ምስቲ ምንባሩ ምስቶም ካልኦት ኣብ ትግራይ ዕድመ ልክዖም ዘሕለፉ ካድረታት እንትነፃፀር ኣብ…

ህወሓት ከም ሕብሽቲ ብላዕልን ብታሕትን ብሓዊ ተኸቢቡ

(ጋረድ ይነበብ) ህወሓት ኣብ ታሪtኹ ቡዙሓትን ብዓይነቶምን ዝተፈላለዩን ፈተንቲ መድረኻት በዲሁ ዝሓለፈ እኳ እንተኾነ ሕዚ ገጢምዎ ዝንሄ በዳሂ ኩነታት ግና…

ወጮ ተገልበጥካዮ ወጮ እዩ

(ጋረድ ይነበብ) ኣብ ወረዳ ኣሕፎሮም ዝነበረ ዋና ኣመሓዳሪ ናብ ዓድዋ ክምደብ ብምግባር ፣ካብ መቐለ ንኣኹሱም ክሽየም ብምግባር፣ከንቲባ ዓድዋ ዝነበረ ኣብ…

መሪሕነት ኣብይ ኣሕመድ: ንትግራይ ጸጋ’ዶስ ፈተና?

(BBC Tigrigna) ቀዳማይ ሚኒስትር ነበር ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ ቅድሚ ሓደ ወርሒ ካብ ስልጣኑ ብገዛእ ፍቓዱ ከምዝወርድ ምስገለጸ ብዙሓት ሰባት ኣስደሚሙ…

ብስራት ምስረታ ሰብ ሕድሪ ሲቪል ማሕበረሰብ ትግራይ

ዝኸበርካ ወያናይ ህዝቢ ትግራይ፤ መሪር መስዋእቲ ከፊልካ፣ ንስርዓት ደርጊ ደምሲስካ፣ ብማዕርነት ዝኣምን ሕብረብሄራዊ ፌዴራላዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ክረጋገጽ፤ ሰዓራይ እናሃለኻ -…

This website uses cookies.