Human Rights

መንነት መሰረት ዝገበሩ መጥቓዕታት ኣብ ክልል ኦሮሚያ

(ገብረ ገብረመድህን - VOA Tigrigna) ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ የጋጥሙ ዘለው ናይ ፀጥታ ፀገማት ንፁሃት ዜጋታት ግዳያት ሞትን መቑሰልትን ከምኡ እውን…

ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቱ ብሄር-ተኮር ጎንፂ ኣንፀላሊዩ

(BBC Tigrinya) ተጋሩ ተምሃሮ፥ ቀፅሪ ዩኒቨርሲቲ መቱ ለቒቖም ንኽወፁ ዝተገደዱ ብዝበፅሖም ምፍርራሕን መጥቃዕትን ዝተልዓለ ምዃኑ ንቢቢሲ ሓቢሮም። ሓለፍቲ ዩኒቨርሲቲ መቱ…

አብ ምንጻት ትርከብ ሃገረ ኤርትራ – መንቀሊኡን አፈታትሕኡን

መእተዊ ህዝቢ ኤርትራ ምእንቲ ነጻነት፣ ፍትሒ፣ ዴሞክራሲ፣ ማዕርነት፣ ራህዋን ሰላምን ክብል ልዕሊ 30 ዓመት ዝወሰደ ብረታዊ ተጋድሎ ገይሩ እዩ፡፡ ሂወት…

ጉዳይ ዘላቒ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ምውሓስ

ዘላቒ ውሕስና ህዝቢ ትግራይ ኣመልኪተ ኣብዞም ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ፌስቡክን ኣብ ድህረ ገጻትን ብሓፂርን ብነዊሕን ደጋጊመ ጽሒፈ ሓሳበይ ከካፍል ፈቲነ…

ልዕልና ሕጊ ምርግጋፅን ተሓታትነት ምህላውን … ?

ምዕራባዊያን እቲ ሀዚ ዘለዎም ስርዓት ንምህናፅ ዝበቕዑሉ ቐንዲ ምክንያት ዝጸሓፍዎ ሕጊን ስርዓትን ናብ ግብሪ ስለዝተርጎሙ ጥራይ እዩ። እዚ ማለት ካብ…

ጉዳይ ኤርትራ ንኢትዮጵያውያን የገድሰና እዩ!

ተደጋጋሚ ነዚ ጉዳይ ከብርህ ፈቲነ እየ፡፡ ኮይኑ ግን ቡዙሓት ንምንታይ ትግደሰሉ ናይ ደገ ጉዳይ እንድዩ ኣብ ውሽጢ ዘይተተኩር ክብሉ ይምሕፀኑ፡፡…

ቃለመሕትት ኣይተ ዳዊት ብድምፅ ወያነ እንተዝፍነው ሓረስታይ ትግራይ ንሳልሳይ ግዜ ወይኑ ምሓደረ

(ኣስፋው ገዳሙ - asfawg@gmail.com) ‹‹ብዓል ግዘ ዘመስግኖ እምበር ዝነቕፎ ኣይፈትውን፡፡ምንግስቱ (ውድቡ) ዝፈትው እቲ ቅዱስ ቅዱስ ዝብሎ ዘይኮነስ እቲ ጥፍኣቱ ዝሕብረሉ…

ድርቂ 77 ታሪክ ዝገበረ ህዝቢ

ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ውፅኢት ቃልሲ ዝኾነ ልምዓትን ተጠቃምነትን ሕብረተሰብ ይረጋገፅ ከምዘሎ ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ እታ ዞባ…

VOA | ኤርትራ -፡ ጂ-15’ን ጋዜጠኛታትን ካብ ዝእሰሩ 13-ዓመታት

ኣብ ኤርትራ ቅድሚ 13-ዓመታት ከምዛ ሎሚ መዓልቲ 11 ሚኒስተራትን ኣባላት ፓርላማን ዝነበሩ ተኣሲሮም። ድሕሪ ሰሙን ድማ ልዕሊ 10 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም።…

እስራኤል ንኤርትራውያንን ሱዳናዊያንን ኣጨኒቃ ንክወፁ ትገብር‘ላ ተባሂሉ

እስራኤል ንኣሻሓት ስደተኛታት ኤርትራን ሱዳንን ካብ ግዝኣታ ኣስገዳድ ምውፃእ ትፍፅም‘ላ ክብል ሁማን ራይት ዋች መግለፂ ኣውፂኡ። HRW ሎሚ ሰሉስ ኣብ…

This website uses cookies.