opposition politics

ራዕድን ሽበራን ስልጡን ፖለቲካዊ መስርሕ ኣይኮነን – ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ

ራዕድን ሽበራን ስልጡን ፖለቲካዊ መስርሕ ኣይኮነን ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማተሰኣ) ኤፕሪል 30/2015 ዓለምና ብሓደ ወገን ኣብ ክሊ ምግማቱ ዘፀግም…

ኑቑላት ሊቃውንቲ

ኑቑላት ሊቃውንቲ ተጠቒዖም የጥቁዑኻ፡፡ ኑቑላት ሊቃውንቲ ማለት ናብ መሬት ጠብ ዘይብል ፍልጠት ዘለዎም፤ ካብ ነባራዊ ሓቂ ዝረሓቑ፤ ነቲ ንውክሎ ዝብልዎ…

40 ዓመታት ሐዚ ኸ ናበይ?

ፅልምትምት ዝብለኒ ሰብ ኣይኮንኩን፡፡ ምድሕርሓር ውን ኣይፈቱን፡፡ ተስፋ ኣልቦ ውን ኣይኮንኩን፡፡ ከም ሓደ ኣብ ግዜ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ዝተወለደ መንእሰይ…

ዓንዶም ገብረስላሰ – ዝመጸ ይምጻእ መስዋእቲ ንምኽፋል ድልዋት ኢና [Audio]

ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ዓረና ትግራይ ኣቶ ዓንዶም ገብረስላሰ  እቲ ናይ ምርጫ ኩነታት ብጣዕሚ ዝተበላሸወ ይመስል፡ ኢሎም። ኣተሓሒዞም "ናይ ምርጫ ተዓዘብቲ…

Audio| ቃለ-መጠይቅ ምስ አመራርሓ ዓረና ብዛዕባ ኩነታት መእሰርቲ ኣብራሃ ደስታ

ተኣሲሩ ዘሎ ኣቶ ኣብራሃ ደስታ ብፖሊስ መፈራርሒ፣መግረፍቲን ኣጋጢምዎ፣ ዘይኣመነሉ ሰነድ ንክፍርም ተገይሩ‘ዩ ኢሎም ናይ ሎሚ ጋሻና ኣቶ ካሕሳይ ዘገየ።እዚ ቃል’ዚ…

VOA | ኤርትራ -፡ ጂ-15’ን ጋዜጠኛታትን ካብ ዝእሰሩ 13-ዓመታት

ኣብ ኤርትራ ቅድሚ 13-ዓመታት ከምዛ ሎሚ መዓልቲ 11 ሚኒስተራትን ኣባላት ፓርላማን ዝነበሩ ተኣሲሮም። ድሕሪ ሰሙን ድማ ልዕሊ 10 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም።…

ለለ ከፅውዩና እዮም – ስቕታና ንዘጀገኖም ፈራሓት

(ዳንኤል ኣስመላሽ) ኢትዮጵያ ማእሰርቲ ዘጀግነላ ሃገር እናኾነት እያ፤ ካብ ሃይለስላሰ ጀሚሩ መማኽርቲ መንግስቱ ዝነበረን ባዕሉ መንግስቱ ኣጋግይኒ ኢሉ ዝመስከረሉን ናይዚ…

This website uses cookies.