History

ዳግመ ሃገራዊ ባርነትን ፖለቲካዊ ተነፅሎን ዝወለደ ተናኻሳይ ባህሪ ሻዕብያ

(ኣባዲ ገ/ስላሴ) ነቲ ሕዚ ኣብ ሃገረ ኤርትራ ዘሎ ዝሓመቐን ዝተሓላለኸን ፖለቲካዊ፣ ማሕበራውን ቁጠባውን ኩነታት ካብቲ ሕዚ ኣብ ስልጣን ዘሎ ስርዓት…

ምላሽ | “ዝሓዝናዮ ኣይነቃልል ክይንኣቱ ናብ ዕንፅል-ፅል“ ሃለውለው?

(ብርሃነ ባይሩ) ቅድሚ ናብቲ ዋና ነጥበይ ምእታወይ ሓንቲ ነጥቢ ከልዕል፡፡ ህዚ ዘሎ ኩነታት ዘለዎ ጥንካሬታቱን ሽግራትን ኣመልኪትካ ብVOA ኣብዝቕረበ ኣብ…

ዝሓዝናዮ ኣይነቃልል ከይንኣቱ ናብ ዕንፅል-ፅል – ኣብ ውዲት ኣግኣዚያን ኣመልኪቱ ዝተዳለወ ትንተናዊ ፅሑፍ

(ካብ ህዳሰ ኢትዮጵያ) 1/ መእተዊ 2/ ኣካልላ ሃገራት ኣፍሪካ 3/ ርክብ ኢትዮ-ኤርትራ 3.1/ እጃም ትምክሕቲ ኣብ ሓድነት ኢትዮ-ኤርትራን 3.2/ እጃም…

ካብ ተሃድሶ ቦናፓርቲዝም ናብ ተሃደሶ ፀቢብነት፤ ወድዓውነት ዶ ወይስ መኣዝን ምስሓት?

1/ መእተዊ ውድባት ብፍላይ ከኣ ገዛእቲ ውድባት ኣብ ምዕባለ ፓለቲካዊ ጉዕዝኦም ፈተንቲ መድረኻት ክገጥምዎም ከለው ውሱን ወይከኣ ሙሉእ ምትዕርራያት ክገብሩ…

ንርእስኻ ኣጥፊእኻ ምልማዕ

ኣብ ኣውሮፓ፣ ሃገራት ኤሲያን ማእኸላይ ምብራቕን ኣብ ዝተዘዋወርኩሉ እዋን ሓደ ነገር ተዓዚበ። ንሕሉፍ ታሪኾም ዘለዎም ተገዳስነት ልዑል ከም ዝኾነ ሪአ።…

ተዝክሮታት ጉንበት 20 – ኦፕሬሽን 5 ደቓይቕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ

ቅድሚ 25 ዓመት ጉንበት 19 1983 ዓም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻርየ ዝነብረሉ ዘነበርኩ ገዛ ሓደ ታሪኽ ተፈጺሙ። 5 ደቓይቕ ዝወሰደ…

ሕቶ ወልቃይት| ቆርበት ብርሑሱ..!

ኣሃዱ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ትግራይ ዝምልከት ብዙሕ ዛዕባታት ኣልዒልና ብዘይ ምንም ስኽፍታ ዘቲና ኢና። ገለ ጉዳያት፣ ብፍላይ ኣብ ሞንጎ ውድባት…

ኣብ 40ታት፡ ኤርትራ ንምንታይ ናጽነት ዘይተዋህባ?

(Yoel Alem) ምስዚ ሕቶ ተተሓሒዞም ዝቀርቡ ክልተ ሓሳባት ኣለው፦ (1) "ኤርትራ፡ ከም ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ናጽነታ ክወሃባ እንዳ ተገብአ፡ ሕቡራት…

ቀረመት ታሪክ ይትረፍ – ታሪክ ትግራይ ይተኣቀብ

ናብ፡- ትብፃሕ ንኹሉኹም ኣመራርሓን ተጋደልተን ህወሓት (ኣብ ውሽጢ ውድብ ንዘለኹምን ብዝተፈላለየ ምኽንያት ካብ ውድብ ንዝተፈለኹምን) ዋኒኑ፡ ብዛዕባ ምዕቃብ ታሪኽ ገድሊ…

ጉዳይ ኤርትራ ንኢትዮጵያውያን የገድሰና እዩ!

ተደጋጋሚ ነዚ ጉዳይ ከብርህ ፈቲነ እየ፡፡ ኮይኑ ግን ቡዙሓት ንምንታይ ትግደሰሉ ናይ ደገ ጉዳይ እንድዩ ኣብ ውሽጢ ዘይተተኩር ክብሉ ይምሕፀኑ፡፡…

This website uses cookies.