Category: TPLF
ሕቶ ወልቃይት| ቆርበት ብርሑሱ..!
ኣሃዱ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ትግራይ ዝምልከት ብዙሕ ዛዕባታት ኣልዒልና ብዘይ ምንም ስኽፍታ ዘቲና ኢና። ገለ.
ቀረመት ታሪክ ይትረፍ – ታሪክ ትግራይ ይተኣቀብ
ናብ፡- ትብፃሕ ንኹሉኹም ኣመራርሓን ተጋደልተን ህወሓት (ኣብ ውሽጢ ውድብ ንዘለኹምን ብዝተፈላለየ ምኽንያት ካብ ውድብ ንዝተፈለኹምን).
ኣባይ ወልዱን ግዳያት እቲ ድርቅን
(ብናትና ኣዛሂል – መቐለ) “ነቲ ተፈጢሩ ዘሎ ድርቂ ንምፅዋር ዋላ ካብ በጀት ልምዓት መንግስቲ ነኪዩ.
ህወሓት ናይ ውሑዳት ድሌት ዝዝውራ ውድብ ኣይትኸውንን
(ካብ ተጋዳላይ ካሕሳይ ቃሉ) 1/ መእተዊ ካብ ታሪኽን ካብ ነዊሕ ናይ ቃልሲ ተሞክሮን ከምንዕዘቦ ህዝቢ.
ናይ ኣመራርሓ ምትኽኻእ መስርሕ ውድብና ህወሓትን ዝሓለፈ ጉባኤናን
* ኣብ ከይዲ ናይ 40-50 ዓመት ጉዕዞ ህዳሴና ዝቕየርን ዘይቕየርን ጉዳይ እንታይ እዩ? * ዝለዓለ.
ኮሓሎ መሲለንስ መንቆሮ – (ንአይተ ዳዊት ገ/ዚሀር ዝተውሃበ ግብረ መልሲ)
(ኣማኑኤል ገ/ተንሳዔ በየነ – [email protected]) አይተ ዳዊት ገ/ዚሀር ካብ ዘጋጠሞም ቢሮክራሲያዊ ዓንቀፍቀፍ ተበጊሶም ንዝገበሩዎ ሚዛኑ.