ጋዜጣዊ መግለጺ ደብረጺዮን ገ/ሚካኤል – ኣቦ መንበር ህወሓት[audio]

ጋዜጣዊ መግለጺ ኣቦ መንበር ህወሓት ደብረጺዮን ገ/ሚካኤል ዝሓቡዎ ጋዜጣዊ መግለጺ። *******

ተኽለወይኒ ኣሰፋ ይቕሬታ ዝሓተተሉ መግለፂ

ከመይ ውዒልኩም፡፡ ኣነ ሎሚ በቲ ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት ጋዜጣዊ መግለፂ እየ ክህብ። ኣብ ዝሓለፉ ምንቅስቓሳት.

Image - TPLF at cross roads
ገምጋም ኣብ ፖለቲካዊ ትሕዝቶ፣ ትርጉምን ውፅኢትን ብዕሙቆት ናይ ምህዳስ መደብናን ቐፃሊ ተጋድሎናን

(ወይን መፅሄት ንድፈ ሓሳብ ህወሓት፤ ሰነ-ነሓሰ 2009) ብመሰረት ውሳነ ውድብና ውሽጢ ውድብ ቓልሲን ምንቅስቓስን ዝመርሖ.

መለስ ዜናዊ ኣንፃር ፎኮይዝም

(ስብሓት ገ/እግዚኣብሄር) መሰረታዊ ለውጢ ሕብረተሰብ ዝረጋገፅ ብንጡፍ ተሳትፎን ማዕበላዊ ሓይሊ ሓፋሽ ኣይኮነን። ብሱሉን ንፁርን ርእዮተ.

Photo - 40th Anniversary of the Tigrayan People's Liberation Front (TPLF)- Mekelle (Ethiopia), February 2015
ኣብ መንገዲ ህዳሰና ዝተዘርኡ መሐንከላት ብምግላህ ናህሪ ልምዓትና ናብ ንቡር ቦትኡ ንምለስ

(ህዳሰ ኢትዮጵያ) 1/ መእተዊ ህዝቢ ትግራይ ቅድሚ ሃገሩ ስልጡንን ዘመናዊ መንግስቲ ዝወነነ ህዝቢ ከምዝነበረ፣ ከምኡውን.

Photo - Sebhat Nega, EPRDF and TPLF veteran
‘ዝቕፅል ጉባኤ ኢህወደግ ከም ብሓዱሽ ዝፍጠረሉ ጉባኤ ክኸውን ትፅቢት እገብር’ – ስብሓት ነጋ

ጋዜጣ ወይን ብምኽንያት 15 ሰነ ዝተኽበር መዓልቲ ሰማእታት ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣባል ቤት ምኽሪ ኢህወዴግን.

Photo - Tigrai people
ምላሽ | “ዝሓዝናዮ ኣይነቃልል ክይንኣቱ ናብ ዕንፅል-ፅል“ ሃለውለው?

(ብርሃነ ባይሩ) ቅድሚ ናብቲ ዋና ነጥበይ ምእታወይ ሓንቲ ነጥቢ ከልዕል፡፡ ህዚ ዘሎ ኩነታት ዘለዎ ጥንካሬታቱን.

Photo - A farmer, Tigrai, Ethiopia
ዝሓዝናዮ ኣይነቃልል ከይንኣቱ ናብ ዕንፅል-ፅል – ኣብ ውዲት ኣግኣዚያን ኣመልኪቱ ዝተዳለወ ትንተናዊ ፅሑፍ

(ካብ ህዳሰ ኢትዮጵያ) 1/ መእተዊ 2/ ኣካልላ ሃገራት ኣፍሪካ 3/ ርክብ ኢትዮ-ኤርትራ 3.1/ እጃም ትምክሕቲ.

Photo - Alem Gebrewahd, executive member of TPLF, EPRDF, and head of TPLF Secretariat
‘ሕቶ ወልቃይት ትማሊ ተቓሊስና ናይ ዝሰዓርናዮም ተረፍመረፍ ሕቶ እዩ’ – ኣለም ገ/ዋህድ

ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ህወሓት ኢህወዴግን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ህወሓትን  ኣይተ ኣለም ገ/ዋህድ ምስ ጋዘጠኛ ዮሃንስ.

ዘይዛሪ … ግን ዘበን ዝሓለፎ ትምክሕቲ ..!

ኣብ ጽልኢን ትምክሕቲን መሰረት ዝገበረ ናይ ፖለቲካ ንሕንሕ ንምኽንያታዊን ርትዓዊን ኣተሓሳስባ ቦታ የብሉን። ፍትሒን ማዕረነትን.