Category: Ethiopia
“ህወሓት መዋእሉ ብዙሓት ፈተናታት እናሰገረ እናስዓረ ዝመፀ ኣብቱ እዋን ካብ ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ውድባት ብዕላምኡን ህዝባውነቱ.
(ሃይላይ ሓድጉ – ደራስን ጋዜጠኛን) ሓደ እዋን ናብቲ 11 ለካቲት 1967 ዓ/ም ብረታዊ ቃልሲ ህዝባዊ.
ፍረ ዓወታት 20 ግንቦት ዝኾና ትካላት ት.እ.ም.ት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውደ ስራሕቲ ተዋፊረን ሓገዝቲ ስሉጥ ልምዓት.
(ዳንኤል ኣስመላሽ) ኢትዮጵያ ማእሰርቲ ዘጀግነላ ሃገር እናኾነት እያ፤ ካብ ሃይለስላሰ ጀሚሩ መማኽርቲ መንግስቱ ዝነበረን ባዕሉ.
ነባር ተጋዳላይ ቢተው በላይ ኣብ ከተማ ዓድዋ ተወሊዱ ዓብዩ፡፡ ክሳብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብኡ.
(Mahari Yohans Gebru) ኣብ ዓለምና ብፍላይ ኣብተን ዘይማዕበላ ክፍለ ዓለማት ዝተርኣዩ ወያነታት ብባህሪኦም ነቲ የማናይ.
ምስ ምስረታ ማለሊት ተተሓሒዙ ኣብ ውሽጢ መሪሕነት ውድብ ህወሓት ብዝተፈጠረ ኣፈላላይ ካብቲ ውድብ ወፂኡ ናይ.
ምሁራን ታሪክ ካብ ዩኒቨረስቲ መቀለ ኣብ ሩባ ኣባይ ********* ********* ካብ ራዲዮ ድምጺ ወያነ –.
ካብ ራዲዮ ድምጺ ወያነ – መጋቢት 17/2006 ፍሉይ መሰናድ ከተማ ማይጨው ካበይን ናበይን ******** ********