Category: Ethiopia
ኣብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ዘመዝገብዎ ኣንፀባራቒ ዓወት ኣብ ቃልሲ ኣንፃር ድክነት’ውን ንምድጋም ዝጀመርዎ ፃዕሪ ኣጠናኺሮም ከምዝቅፅሉሉ.
ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ዓረና ትግራይ ኣቶ ዓንዶም ገብረስላሰ እቲ ናይ ምርጫ ኩነታት ብጣዕሚ ዝተበላሸወ ይመስል፡.
ኣብቶም ዝሓለፉ 3ተ ኣዋርሕ ኣብ መንጎ ዶባት ኢትዮ ሱዳን ብዞባ ምዕራብ ትግራይ ኣቢሎም ናብ ውሽጢ.
(ገብረ ገብረመድህን) ንህውሓት ነዊሕ ዝመርሑ ኣቦይ ስብሓት ነጋ ኣብ ልዕሊ ኣቶ ገብሩ ኣስራት ዝፅሓፉዋ ‘’ልኡላውነትን.
ኣብ መፋርቕ እቱ ዝሓለፈ ዓመት መሪሕነት ህወሓት ዝምልከታ ተኸታተልቲ ፅሑፋት ኣቕሪበ ነይረ። ከም ውፅኢት ከኣ.
ተኣሲሩ ዘሎ ኣቶ ኣብራሃ ደስታ ብፖሊስ መፈራርሒ፣መግረፍቲን ኣጋጢምዎ፣ ዘይኣመነሉ ሰነድ ንክፍርም ተገይሩ‘ዩ ኢሎም ናይ ሎሚ.



