Author: Curated Content
(ክብሮም ኣብርሃ (ሳብያን) – [email protected]) ካብ ገዛይ ወጺአ ነታ ጸባብ መገዲ ወዲአ ፊት ሓውዜን ኣደባባይ.
(ወልደስላሰሴ ሕሉፍ) ካብ ሓምለ 24-30/2006 ዓ.ም. ኣብ ርእሰ ከተማ ክልልና ከተማ መቐለ ንዝሳለጥ ፌሰቲቫል መዓልቲ.
ፍረ ዓወታት 20 ግንቦት ዝኾና ትካላት ት.እ.ም.ት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውደ ስራሕቲ ተዋፊረን ሓገዝቲ ስሉጥ ልምዓት.
ሕቶ፦ መለስ ብቖልዕኡ እንታይ ዓይነት ፀባይ ነይርዎ? ማማ ኣለማሽ፦ እንታይ ፀባይ ነይርዎ? ሩህሩህን ሕያዋይን’ዩ ነይሩ፡፡ንድኻ.
<<ናይ ቀደሙ’ዩ እንድሕር ኮርዩ ንድድ ኢሉ ይዛረብ’ዩ ስኽ ኣይብልን። ኽኢላ’ዩ ብዙሕ እዋን ኣይዛረብን እምበይ ኽኢላ’ዩ ብቖልዕኡ ኣትሒዙሲ ዘረባስ ህድእ ኢሉ ሓሲቡ’ዩ ዘውግዕ እንድሕሪ ተናዲዱ ግን ዋእ ኢድ’ውን ወጥ የብል’ዩ ነይሩ>>
ምሁራን ታሪክ ካብ ዩኒቨረስቲ መቀለ ኣብ ሩባ ኣባይ ********* ********* ካብ ራዲዮ ድምጺ ወያነ –.
ካብ ራዲዮ ድምጺ ወያነ – መጋቢት 17/2006 ፍሉይ መሰናድ ከተማ ማይጨው ካበይን ናበይን ******** ********
ፓርቲ ዓረና ንዴሞክራስን ፍትሕን ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማታት ኵሓን ኣይናለምን ህዝባዊ ኣኼባ ንምፅዋዕ ወፍሪ.
(ዲ/ን ሙሉጌታ ወልደገብርኤል – [email protected]) ህልው ኩነታት ህዝቢ ትግራይ ንምግምጋም አርሒቕና እንተይከድና አብ መንጎ እቲ.
ብክብሮም ኣብርሃ (ሳብያን) • ዓሚ ኣብ ቁልቢ ገብርኤል ዝተፋለጥኽዎ ሰብኣይ ከምዚ በለኒ: “ንመለስ ኣባይ ንኽግደብ.