Author: Curated Content

Content gathered and compiled from online and offline media by Hornaffairs staff based on relevance and interest to the Horn of Africa.

Audio | ኣይተ ኣባይ ኣብ በዓል 11 ለካቲት ዘስምዕዎ ዘረባ

ኣይተ ኣባይ ኣብ በዓል 11 ለካቲት ዘስምዕዎ ዘረባ ********* *********

ፕ/ት ኣልበሽር ናይ ኣመራርሓ ኢህወደግ መጓዓዝያ ዝነበረት ነፋሪት ንሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ አረኪቦም

ቅድሚ 23 ዓመታት ላዕለዎት ኣመራርሓ ህወሓት ኢህወደግ ሒዛ ትጓዓዝ ዝነበረት ነፋሪት ሱዳን ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ.

በዓልቲ ቤት ፕ/ት ኢሳያስ፡ ንመጀመርያ ግዜ ምስኡ ተራእያን ተሳኢላን

(VOA – Tigrigna) ናይ ሱዳን ፕረሲደንት ዖማር ኣል በሽር ምስ በዓልቲ ቤቱ ኤርትራ ኣብ ዝበፀሓሉ.

መበል 13 ጉባኤ ቤት ምክሪ ትግራይ ተዛዚሙ

(ድምፂ ወያነ ትግራይ) 4ይ ዘበን ስራሕ መበል 13 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ.