Map - The Horn of Africa region
መንነት መሰረት ዝገበሩ መጥቓዕታት ኣብ ክልል ኦሮሚያ

(ገብረ ገብረመድህን – VOA Tigrigna) ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ የጋጥሙ ዘለው ናይ ፀጥታ ፀገማት ንፁሃት ዜጋታት.

ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቱ ብሄር-ተኮር ጎንፂ ኣንፀላሊዩ

(BBC Tigrinya) ተጋሩ ተምሃሮ፥ ቀፅሪ ዩኒቨርሲቲ መቱ ለቒቖም ንኽወፁ ዝተገደዱ ብዝበፅሖም ምፍርራሕን መጥቃዕትን ዝተልዓለ ምዃኑ.

Photo - Migrants on boat on Mediterranean Sea
አብ ምንጻት ትርከብ ሃገረ ኤርትራ – መንቀሊኡን አፈታትሕኡን

መእተዊ ህዝቢ ኤርትራ ምእንቲ ነጻነት፣ ፍትሒ፣ ዴሞክራሲ፣ ማዕርነት፣ ራህዋን ሰላምን ክብል ልዕሊ 30 ዓመት ዝወሰደ.

Map - Administrative zones of Tigray, Ethiopia
ጉዳይ ዘላቒ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ምውሓስ

ዘላቒ ውሕስና ህዝቢ ትግራይ ኣመልኪተ ኣብዞም ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ፌስቡክን ኣብ ድህረ ገጻትን ብሓፂርን ብነዊሕን.

ልዕልና ሕጊ ምርግጋፅን ተሓታትነት ምህላውን … ?

ምዕራባዊያን እቲ ሀዚ ዘለዎም ስርዓት ንምህናፅ ዝበቕዑሉ ቐንዲ ምክንያት ዝጸሓፍዎ ሕጊን ስርዓትን ናብ ግብሪ ስለዝተርጎሙ.

ጉዳይ ኤርትራ ንኢትዮጵያውያን የገድሰና እዩ!

ተደጋጋሚ ነዚ ጉዳይ ከብርህ ፈቲነ እየ፡፡ ኮይኑ ግን ቡዙሓት ንምንታይ ትግደሰሉ ናይ ደገ ጉዳይ እንድዩ.

ቃለመሕትት ኣይተ ዳዊት ብድምፅ ወያነ እንተዝፍነው ሓረስታይ ትግራይ ንሳልሳይ ግዜ ወይኑ ምሓደረ

(ኣስፋው ገዳሙ – [email protected]) ‹‹ብዓል ግዘ ዘመስግኖ እምበር ዝነቕፎ ኣይፈትውን፡፡ምንግስቱ (ውድቡ) ዝፈትው እቲ ቅዱስ ቅዱስ.

ድርቂ 77 ታሪክ ዝገበረ ህዝቢ

ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ውፅኢት ቃልሲ ዝኾነ ልምዓትን ተጠቃምነትን ሕብረተሰብ ይረጋገፅ ከምዘሎ ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ.

VOA | ኤርትራ -፡ ጂ-15’ን ጋዜጠኛታትን ካብ ዝእሰሩ 13-ዓመታት

ኣብ ኤርትራ ቅድሚ 13-ዓመታት ከምዛ ሎሚ መዓልቲ 11 ሚኒስተራትን ኣባላት ፓርላማን ዝነበሩ ተኣሲሮም። ድሕሪ ሰሙን.

እስራኤል ንኤርትራውያንን ሱዳናዊያንን ኣጨኒቃ ንክወፁ ትገብር‘ላ ተባሂሉ

እስራኤል ንኣሻሓት ስደተኛታት ኤርትራን ሱዳንን ካብ ግዝኣታ ኣስገዳድ ምውፃእ ትፍፅም‘ላ ክብል ሁማን ራይት ዋች መግለፂ.