Map - Tigrai in 1624
ሕቶ ወልቃይት| ቆርበት ብርሑሱ..!

ኣሃዱ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ትግራይ ዝምልከት ብዙሕ ዛዕባታት ኣልዒልና ብዘይ ምንም ስኽፍታ ዘቲና ኢና። ገለ.

ቀረመት ታሪክ ይትረፍ – ታሪክ ትግራይ ይተኣቀብ

ናብ፡- ትብፃሕ ንኹሉኹም ኣመራርሓን ተጋደልተን ህወሓት (ኣብ ውሽጢ ውድብ ንዘለኹምን ብዝተፈላለየ ምኽንያት ካብ ውድብ ንዝተፈለኹምን).

ኣባይ ወልዱን ግዳያት እቲ ድርቅን

(ብናትና ኣዛሂል – መቐለ) “ነቲ ተፈጢሩ ዘሎ ድርቂ ንምፅዋር ዋላ ካብ በጀት ልምዓት መንግስቲ ነኪዩ.

ህወሓት ናይ ውሑዳት ድሌት ዝዝውራ ውድብ ኣይትኸውንን

(ካብ ተጋዳላይ ካሕሳይ ቃሉ) 1/ መእተዊ ካብ ታሪኽን ካብ ነዊሕ ናይ ቃልሲ ተሞክሮን ከምንዕዘቦ ህዝቢ.

ናይ ኣመራርሓ ምትኽኻእ መስርሕ ውድብና ህወሓትን ዝሓለፈ ጉባኤናን

* ኣብ ከይዲ ናይ 40-50 ዓመት ጉዕዞ ህዳሴና ዝቕየርን ዘይቕየርን ጉዳይ እንታይ እዩ? * ዝለዓለ.

ልእኽቶታት ካልኣይ ወያነ ትግራይ ናብይ ኣበሉ?

ካልኣይ ወያነ ትግራይ ብሓፈሻዊ ኣገላልፃ ኣብ መወዳእታ ዓመታት ስልጣን ስርዓት ሃይለስላሰ ቦቒሉ ኣብ መባእታ ዓመታት.

ተቓዉሞ ዲሞክራሲያዊ መሰል እዩ – መንግስቲ ትግራይ ምፍትሒ ክህቦ ይግባእ!

(ሕሩይ ነጋሲ) ብሰብ ሃብቲ ትግራይ ዝተፈነወ ተቓዉሞ ዲሞክራሲያዊ መሰል እዩ! መንግስቲ ትግራይ ብቕንዕና ሪኡ ሚዛን.

ኣሰላልፋ ግዳማውያን ፀላእትና ኣብ መበል 12 ጉባኤ ህወሓት

ህወሓት ኣብ ዝሓለፉ 40 ዓመታት ናይ ውሽጥን ደገን ፀገማት እንዳኣለየ ዝመፀ ዕዉት ውድብ እዩ፡፡ ኣብ.

Photo - Ethiopian investor Dawit Gebre-egziabher
ኮሓሎ መሲለንስ መንቆሮ – (ንአይተ ዳዊት ገ/ዚሀር ዝተውሃበ ግብረ መልሲ)

(ኣማኑኤል ገ/ተንሳዔ በየነ – [email protected]) አይተ ዳዊት ገ/ዚሀር ካብ ዘጋጠሞም ቢሮክራሲያዊ ዓንቀፍቀፍ ተበጊሶም ንዝገበሩዎ ሚዛኑ.

ህዝባውነትን ውልቃውነትን ኣይተ ዳዊት ሚዛን ይሓዝ!

ኣይተ ዳዊት ካብ ቀረባ እዋን ጀሚሩ ኣብ ማሕበራዊ፣ ቁጠባውን ፖለቲካውን ጉዳያት ትግራይ ዝሃቦ ሪኢቶታት ናብ.