እስራኤል ንኤርትራውያንን ሱዳናዊያንን ኣጨኒቃ ንክወፁ ትገብር‘ላ ተባሂሉ
እስራኤል ንኣሻሓት ስደተኛታት ኤርትራን ሱዳንን ካብ ግዝኣታ ኣስገዳድ ምውፃእ ትፍፅም‘ላ ክብል ሁማን ራይት ዋች መግለፂ ኣውፂኡ። HRW ሎሚ ሰሉስ ኣብ…
እስራኤል ንኣሻሓት ስደተኛታት ኤርትራን ሱዳንን ካብ ግዝኣታ ኣስገዳድ ምውፃእ ትፍፅም‘ላ ክብል ሁማን ራይት ዋች መግለፂ ኣውፂኡ። HRW ሎሚ ሰሉስ ኣብ…
ኢቦላ ንምዕራብ ኣፍሪካ ጥራሕ ዘይኮነስ ንኻልኦት ሃገራት ዘስግአ ሕማም ምዃኑ ይግለፅ ኣሎ። ኤርትራን ኢትዮጵያን’ከ ብፍላይ ኸኣ ክልል ትግራይ ነዚ ብኸመይ…
አባል ፖሊት ቢሮ ህወሓትን ዋና ፈፃሚት ስራሕ ትዕምት አዜብ መስፍን ናይ ትግራይ ኢንዱስትሪያል ልምዐት ሀንፈትን ናይ ፭ ዓመት ስትራቴጂ ልምዐትን…
(ወልደስላሰሴ ሕሉፍ) ካብ ሓምለ 24-30/2006 ዓ.ም. ኣብ ርእሰ ከተማ ክልልና ከተማ መቐለ ንዝሳለጥ ፌሰቲቫል መዓልቲ ዲያስፖራ ክልል ትግራይ ምኽንያት ብምግባር…
ፍረ ዓወታት 20 ግንቦት ዝኾና ትካላት ት.እ.ም.ት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውደ ስራሕቲ ተዋፊረን ሓገዝቲ ስሉጥ ልምዓት ይኾና ከምዘለዋ ተገሊፁ። ብምኽንያት መበል…
ፓርቲ ዓረና ንዴሞክራስን ፍትሕን ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማታት ኵሓን ኣይናለምን ህዝባዊ ኣኼባ ንምፅዋዕ ወፍሪ የካይዱ ዝነበሩ ኣባላተይ ንስዓታት ተኣሲሮምኒ…
ብዛዕባ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጸገም ሓይሊ መብራህቲ ብቪኦኤ ዝተሓተተ ፕረዚደንታዊ ኣማኻሪ ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ንተስፋ ዘይኮነ፡ ብግብሪ ንሰርሕ ኣለና ይብል።…
ኣይተ ኣባይ ኣብ በዓል 11 ለካቲት ዘስምዕዎ ዘረባ ********* http://www.youtube.com/watch?v=BRwiMH8fj50 *********
ቅድሚ 23 ዓመታት ላዕለዎት ኣመራርሓ ህወሓት ኢህወደግ ሒዛ ትጓዓዝ ዝነበረት ነፋሪት ሱዳን ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ኣትያ፡፡ እቲ ስነ-ስርዓት ርክክብ ብፕሬዝዳንት…
(VOA - Tigrigna) ናይ ሱዳን ፕረሲደንት ዖማር ኣል በሽር ምስ በዓልቲ ቤቱ ኤርትራ ኣብ ዝበፀሓሉ እዋን`ዩ፡ ወ/ሮ ሳባ ሃይሉ`ውን ምስ…
This website uses cookies.