VOA | ኤርትራ -፡ ጂ-15’ን ጋዜጠኛታትን ካብ ዝእሰሩ 13-ዓመታት

ኣብ ኤርትራ ቅድሚ 13-ዓመታት ከምዛ ሎሚ መዓልቲ 11 ሚኒስተራትን ኣባላት ፓርላማን ዝነበሩ ተኣሲሮም።

ድሕሪ ሰሙን ድማ ልዕሊ 10 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም።

ሃብቶም ዮውሃንስ ጋዜጠኛን ፀሓፊን  ካብ ሆላንድ ብዛዕባ’ዚ ተዘክሮኡ ምስ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ኣብ ዘካየዶ ቃለ-መጠይቅ ተዛሪቡ’ሎ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

********

Curated Content: Content gathered and compiled from online and offline media by Hornaffairs staff based on relevance and interest to the Horn of Africa.
Leave a Comment

This website uses cookies.