Security

ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቱ ብሄር-ተኮር ጎንፂ ኣንፀላሊዩ

(BBC Tigrinya) ተጋሩ ተምሃሮ፥ ቀፅሪ ዩኒቨርሲቲ መቱ ለቒቖም ንኽወፁ ዝተገደዱ ብዝበፅሖም ምፍርራሕን መጥቃዕትን ዝተልዓለ ምዃኑ ንቢቢሲ ሓቢሮም። ሓለፍቲ ዩኒቨርሲቲ መቱ…

ዳግመ ሃገራዊ ባርነትን ፖለቲካዊ ተነፅሎን ዝወለደ ተናኻሳይ ባህሪ ሻዕብያ

(ኣባዲ ገ/ስላሴ) ነቲ ሕዚ ኣብ ሃገረ ኤርትራ ዘሎ ዝሓመቐን ዝተሓላለኸን ፖለቲካዊ፣ ማሕበራውን ቁጠባውን ኩነታት ካብቲ ሕዚ ኣብ ስልጣን ዘሎ ስርዓት…

ጉዳይ ዘላቒ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ምውሓስ

ዘላቒ ውሕስና ህዝቢ ትግራይ ኣመልኪተ ኣብዞም ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ፌስቡክን ኣብ ድህረ ገጻትን ብሓፂርን ብነዊሕን ደጋጊመ ጽሒፈ ሓሳበይ ከካፍል ፈቲነ…

ጀ/ል ፃድቃን – ናይ መፍትሒ ሓሳባትን ንዘቕርቡ ሰባት ከም ፀላእቲ ምርኣይ ዝጠቅም ኣይመስለንን

ናይ ኢትዮጵያ ሓይልታት ምክልኻል ኢታ ማጆር ሹም ነበር ሌተናል ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ ምስ ቪኦኤ ብዘካየድዎ ቃለ ምልልስ:- * ኣብ ኢትዮጵያ…

ኣባይ ፀሃየ:- “ንሪኦ ዘለና ህውከት ኣብ ትግራይ እውን ዘይመፀሉ ምኽንያት የለን”

ውራይና መጽሔት፦ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ሃገርና ዝኒሀ ፖለቲካዊ ኩነታት መሰከፊ እዩ ዝብል ይበዝሕ ኣሎ፤ ብናትካ ገምጋም ወይ ኣረዳድኣ ከመይ…

ልዕልና ሕጊ ምርግጋፅን ተሓታትነት ምህላውን … ?

ምዕራባዊያን እቲ ሀዚ ዘለዎም ስርዓት ንምህናፅ ዝበቕዑሉ ቐንዲ ምክንያት ዝጸሓፍዎ ሕጊን ስርዓትን ናብ ግብሪ ስለዝተርጎሙ ጥራይ እዩ። እዚ ማለት ካብ…

ካርታ መንገዲ ዘላቒ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን፤ ክነሰተባህለሎም ዝግባእ ነጥብታትን ሓይልታትን

* ኣብዚ ፅሑፍ ዝተጠቀክምሉ ኣቆፃፅራ ዘመን ጎርጎሮሳዊ (ፈረንጂ) እዩ ዘለናዮ እዋን ኣብ ታሪኻዊ ርክብ ክልቲኡ ህዝቢ ወሳናይ ምዕራፍ ክነመዝግበሉ ንኽእል…

ዕስክርና ኤርትራ ብመንጽር ዞባዊ ጂኦፖለቲካውን ኤኮኖምያውን ረብሓታት

(Yoel Alem) ዝኾነት ሃገር፡ ድኻ ትኹን ሃፍታም ብዘየገድስ፡ ንውድዓዊ ኩነታታን ትሕዝቶኣን ዘንጸባርቅ፡ ናይ ገዛእ ርእሳ ፍሉይ ኤኮኖሚያዊ ኣቋውማ ኣለዋ። ኤርትራ…

ምንስቴር ወፃኢ ኣሜሪካ መጠንቀቂ መገሻ ናብ ኤርትራ ሂቡ!

ምንስቴር ወፃኢ ኣሜሪካ ዓሚ ሕዳር ኣውፂእዎ ንዝነበረ መጠንቀቂ መገሻ ናብ ኤርትራ እንደገና ሓዲስዎ።ኣሜሪካውያን ናብ ኤርትራ ንከይኸዱ‘ውን ምዒዱ‘ሎ።ሰበ-ስልጣን ኤርትራ ናይ መውፅኢ…

This website uses cookies.