featured

ዘይተዘመረሉ ጅግና- የማነብርሃን ብርሃነ (ባቡር)

(Save Adna) የማነብርሃን ብርሃነ ኣብ ኤርትራ መንደፈራ ተወሊዱ፡፡ኣቡኡ ግራዝማች ብርሃነ ወ/ሚካኤል ቆልዓ እናሃለዉ ኣቡኦም ብሹማት ካብ ዓጋመ ናብ መንደፈራ እንትኸዱ…

40 ዓመታት ሐዚ ኸ ናበይ?

ፅልምትምት ዝብለኒ ሰብ ኣይኮንኩን፡፡ ምድሕርሓር ውን ኣይፈቱን፡፡ ተስፋ ኣልቦ ውን ኣይኮንኩን፡፡ ከም ሓደ ኣብ ግዜ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ዝተወለደ መንእሰይ…

ህልው ኩነታት ህወሓት አመልኪቱ ዝንፀባረቁ ዘለዉ አረአይታት

(Save Adna) ብሰሙን ለካቲት 11 ምስ ዝተፈላለዩ ነባራትን ሓደሽቲን ኣባላትን ኣመራርሓን ህ.ወ.ሓ.ት ሰፋሕቲ ናይ ገፅ ንገፅ ምይይጣት ኣብ ዝገበርኩዎ ሰፋሕቲ…

ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ – ምስ ‘ሻዕቢያ’ ርክባት ክሳብ ምቁራፅ ዝበፅሕ ውሳነ ይብፃሕ ነይሩ [Audio]

ሓደ ካብ መስረቲ ተሓህት ናይ ሎሚ ህወሓት ዝኾኑ ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ፡ ኣዛዚ ሰራዊት ተሓህት’ውን ኮይኖም ኣገልጊሎም’ዮም። ኣብ ውግእ ኣንፃር ኢድዩ…

ዓንዶም ገብረስላሰ – ዝመጸ ይምጻእ መስዋእቲ ንምኽፋል ድልዋት ኢና [Audio]

ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ዓረና ትግራይ ኣቶ ዓንዶም ገብረስላሰ  እቲ ናይ ምርጫ ኩነታት ብጣዕሚ ዝተበላሸወ ይመስል፡ ኢሎም። ኣተሓሒዞም "ናይ ምርጫ ተዓዘብቲ…

ድርቂ 77 ታሪክ ዝገበረ ህዝቢ

ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ውፅኢት ቃልሲ ዝኾነ ልምዓትን ተጠቃምነትን ሕብረተሰብ ይረጋገፅ ከምዘሎ ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ እታ ዞባ…

Audio| ቃለ ምልልስ ምስ ኣቦይ ስብሓት ነጋ – 1ይ፣ 2ይ፣ 3ይ ኽፋላት

(ገብረ ገብረመድህን) ንህውሓት ነዊሕ ዝመርሑ ኣቦይ ስብሓት ነጋ ኣብ ልዕሊ ኣቶ ገብሩ ኣስራት ዝፅሓፉዋ ‘’ልኡላውነትን ዴሞክራስን ኣብ ኢትዮጵያ’’ ዘርእስታ መፅሓፍ…

ንቐጻላይ ውሕስነት ክልልናን ሃገርናን

ኣብ መፋርቕ እቱ ዝሓለፈ ዓመት መሪሕነት ህወሓት ዝምልከታ ተኸታተልቲ ፅሑፋት ኣቕሪበ ነይረ። ከም ውፅኢት ከኣ ነንርእሶም ዝፃብኡ ብማእኸላይ ሚዛን ኣብ…

“ሰብኣይ ኣንስቲ ክልተ ናብዚ ናብቲ ክብል ሞተ”

(ንዋይ ሓድጉ - ብጋዜጠኝነት ቀዳማይ ድግሪ) እዚ ግዘ ፀቢብን ፅጉምን ካብ ዝገብርዎ ዘለዉ ሓደ ብደረጃ ስድራ ቤት ዝፍጠሩ ፀገማት እዮም።…

This website uses cookies.