EPRDF

ቑሩብ ብዛዕባ ፀቢብነት ትምክሕትን እርኑብ-ሃገራውነትን

(ነብዩ ስሑል ሚካኤል) ፀቢብነትን ትምክሕትን ዝብሉ ቃላት ኣብ ፖለቲካ ሀገርና ንዘለዉ ኽልተ ተፃባእቲ ሓይልታት ወኪሎም ብዕሊ ክስምዑ ካብ ዝጅምሩ ቐለልቲ…

ገምጋም መግለፂ ቅዋም መድረኽ ተሃድሶ ላዕለዎት ኣመራርሓ ህወሓት

(መርስኤ ኪዳን) መሪሕነት ሕወሓት ሸሞንተ መዓልቲ ዝወሰደ መድረኽ ተሓድሶ ገይሩ ምስወድአ ብ እለት 26 ጥቅምቲ 2009 ዓ.ም. መግለፂ ቅዋም ኣውፂኡ…

ዓብላልነት ተጋሩ ነጊሱ ዶ ተፋሒሱ?

(ጎይቶም ተፈሪ) ንልዕሊ ዓሰርተ ዓመታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ምፅነሐይ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዝተለዓለ ዓመፅ ዓብላልነት ተጋሩ ዝብል ሕቶ…

ህወሓት ግዳይ ኣጀንዳ ካልኦት ይኸውን ኣሎ – ውልቃዊ ርኢቶ!

1/ መእተዊ ኣብዚ ጽሑፍ ብኣዴን ንብሎ ዘለና እቲ ኣብዚ እዋን ብሓይሊታት ትምክሕቲ ተጨዊዩ ካብ መትከላዊን ህዝባዊን ኣተሓሳስብኡ ተቦቂሱ መገዱ ሲሒቱ…

ካብ ተሃድሶ ቦናፓርቲዝም ናብ ተሃደሶ ፀቢብነት፤ ወድዓውነት ዶ ወይስ መኣዝን ምስሓት?

1/ መእተዊ ውድባት ብፍላይ ከኣ ገዛእቲ ውድባት ኣብ ምዕባለ ፓለቲካዊ ጉዕዝኦም ፈተንቲ መድረኻት ክገጥምዎም ከለው ውሱን ወይከኣ ሙሉእ ምትዕርራያት ክገብሩ…

ናይ መሪሕነት ሱር ነቀል ለውጢ ወይ ተተሓሒዝካ ምጽዳፍ

ኣብ ክልል ኣምሓራ ብፍላይ ድማ መተማን ኸባቢኣን ዝነብር ብዓሰርተ ኣሽሓት ዝቑጸር ህዝብና ኣብ ሓደጋ ወዲቑ ኣሎ። ዝከላኸለሉ ስኢኑ ሎሚ ናብ…

ኣባይ ፀሃየ:- “ንሪኦ ዘለና ህውከት ኣብ ትግራይ እውን ዘይመፀሉ ምኽንያት የለን”

ውራይና መጽሔት፦ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ሃገርና ዝኒሀ ፖለቲካዊ ኩነታት መሰከፊ እዩ ዝብል ይበዝሕ ኣሎ፤ ብናትካ ገምጋም ወይ ኣረዳድኣ ከመይ…

ተዝክሮታት ጉንበት 20 – ኦፕሬሽን 5 ደቓይቕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ

ቅድሚ 25 ዓመት ጉንበት 19 1983 ዓም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻርየ ዝነብረሉ ዘነበርኩ ገዛ ሓደ ታሪኽ ተፈጺሙ። 5 ደቓይቕ ዝወሰደ…

ልዕልና ሕጊ ምርግጋፅን ተሓታትነት ምህላውን … ?

ምዕራባዊያን እቲ ሀዚ ዘለዎም ስርዓት ንምህናፅ ዝበቕዑሉ ቐንዲ ምክንያት ዝጸሓፍዎ ሕጊን ስርዓትን ናብ ግብሪ ስለዝተርጎሙ ጥራይ እዩ። እዚ ማለት ካብ…

ቀረመት ታሪክ ይትረፍ – ታሪክ ትግራይ ይተኣቀብ

ናብ፡- ትብፃሕ ንኹሉኹም ኣመራርሓን ተጋደልተን ህወሓት (ኣብ ውሽጢ ውድብ ንዘለኹምን ብዝተፈላለየ ምኽንያት ካብ ውድብ ንዝተፈለኹምን) ዋኒኑ፡ ብዛዕባ ምዕቃብ ታሪኽ ገድሊ…

This website uses cookies.