ሌባ ሌባ ትበልዋስ ልዋ ልዋ ዝበልዋ መሲልዋ!
(አማኑኤል አለማየሁ (ደጀና) ውድብ ህውሓት ዝመርሑ ዘለው መራሕቲ ሕዘሕዚ ካብ ዝነበሮም አራአእያ እናተዓዘሩ መጠረስትኡ ናብ ዘይፍለጥ ዕንዝርና ምአታው ምጅምሮም ዘሕዘን…
(አማኑኤል አለማየሁ (ደጀና) ውድብ ህውሓት ዝመርሑ ዘለው መራሕቲ ሕዘሕዚ ካብ ዝነበሮም አራአእያ እናተዓዘሩ መጠረስትኡ ናብ ዘይፍለጥ ዕንዝርና ምአታው ምጅምሮም ዘሕዘን…
(ጋረድ ይነበብ) ካብቶም ሕዚ ዝተመደቡ ኣብ ዞባ ማእኸል ናይ ወረዳ ፈፃሚት ስራሕ እቶም 39 ፈፃሚት ንቲ ምደባ ኣይንቕበሎን ኢሎም። ህወሓት…
(ኣብርሃ ሃይለዝጊ) ህዝቢ ትግራይ እንተስ በቲ ዝነበረ ኩነታት ኮነ በቶም ቅዱማት "መራሕቱ"(ገዛእቱ ምባል ዝቐልል ይመስለኒ) ኣዝዩ ተማሪሩ ስለ ዝነበረ ወይ…
(ጋረድ ይነበብ) ኣብ ትግራይ ገዛኢ ውድብ ህወሓት እዩ።ህወሓት ምስቲ ዝንሄ ናይ ሃገርና ጭቡጥ ኩነታት ግዜ እንተይወሰደ ጋእ መጋእ ከይበለ እዞም…
(ኣብርሃ ሃይለዝጊ) ዶ/ር ደብረፅዮን ዝብዝሕ ግዚኡ ኣብ ፌደራል ምስቲ ምንባሩ ምስቶም ካልኦት ኣብ ትግራይ ዕድመ ልክዖም ዘሕለፉ ካድረታት እንትነፃፀር ኣብ…
(ጋረድ ይነበብ) ህወሓት ኣብ ታሪtኹ ቡዙሓትን ብዓይነቶምን ዝተፈላለዩን ፈተንቲ መድረኻት በዲሁ ዝሓለፈ እኳ እንተኾነ ሕዚ ገጢምዎ ዝንሄ በዳሂ ኩነታት ግና…
(ጋረድ ይነበብ) ኣብ ወረዳ ኣሕፎሮም ዝነበረ ዋና ኣመሓዳሪ ናብ ዓድዋ ክምደብ ብምግባር ፣ካብ መቐለ ንኣኹሱም ክሽየም ብምግባር፣ከንቲባ ዓድዋ ዝነበረ ኣብ…
ዝኸበርካ ወያናይ ህዝቢ ትግራይ፤ መሪር መስዋእቲ ከፊልካ፣ ንስርዓት ደርጊ ደምሲስካ፣ ብማዕርነት ዝኣምን ሕብረብሄራዊ ፌዴራላዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ክረጋገጽ፤ ሰዓራይ እናሃለኻ -…
ሜ/ጀነራል ተኽለብርሃን ወ/ኣረጋይ (ዶ/ር) ናይ ኢንፎርሜሽን መርበብ ድሕንነት ኤጀንሲ (ኢመደኤ ወይ ኢንሳ እንብሎ) ዋና ዳይሬክተር እዩ። ሜ/ጀነራል ተኽለብርሃን ነባር ተጋዳላይ፣…
(He Fre - ካብ ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል) ኣብ ከተማ መቐለ ቁፅረን ብርክት ዝበላ ሕክምና ስኒ ኣለዋ። ይኹን ደኣ እምበር እዚ ፀሓፋይ ኣብ…
This website uses cookies.