ኣብ ኤርትራ ቅድሚ 13-ዓመታት ከምዛ ሎሚ መዓልቲ 11 ሚኒስተራትን ኣባላት ፓርላማን ዝነበሩ ተኣሲሮም።
ድሕሪ ሰሙን ድማ ልዕሊ 10 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም።
ሃብቶም ዮውሃንስ ጋዜጠኛን ፀሓፊን ካብ ሆላንድ ብዛዕባ’ዚ ተዘክሮኡ ምስ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ኣብ ዘካየዶ ቃለ-መጠይቅ ተዛሪቡ’ሎ።
ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።
********

(SBS Tigrigna) ምፍታሕ እሱራት፡ መንግስቲ ትግራይ.
(VOA Tigrigna) ሕድሮም ሃይለስላሴ ይብሃል።ኣብ ክልል.
(ተጋዳላይ ተኽለብርሃን (ዶ/ር) አብ ሕታም መበል.
ጋዜጣዊ መግለጺ ኣቦ መንበር ህወሓት ደብረጺዮን.
ሜ/ጀነራል ተኽለብርሃን ወ/ኣረጋይ (ዶ/ር) ናይ ኢንፎርሜሽን.
(ገብረ ገብረመድህን – VOA Tigrigna) ኣብ.
(BBC Tigrinya) ተጋሩ ተምሃሮ፥ ቀፅሪ ዩኒቨርሲቲ.
(ኣባዲ ገ/ስላሴ) ነቲ ሕዚ ኣብ ሃገረ.
(ዳንኤል ተስፋዮውሃንስ ተኽለጊዮርጊስ (ewandt54[at]gmail.com) “ዝሓዝናዮ ኣይነቃልል.
ጋዜጣ ወይን ብምኽንያት 15 ሰነ ዝተኽበር.