interview

Audio| ቃለ-መጠይቅ ምስ አመራርሓ ዓረና ብዛዕባ ኩነታት መእሰርቲ ኣብራሃ ደስታ

ተኣሲሩ ዘሎ ኣቶ ኣብራሃ ደስታ ብፖሊስ መፈራርሒ፣መግረፍቲን ኣጋጢምዎ፣ ዘይኣመነሉ ሰነድ ንክፍርም ተገይሩ‘ዩ ኢሎም ናይ ሎሚ ጋሻና ኣቶ ካሕሳይ ዘገየ።እዚ ቃል’ዚ…

Audio | ቃለመሕትት ምስ ኣይተ ገብሩ ኣስራት (1ይ ክፋል – 2ይ ክፋል)

(ገብረ ገብረመድህን) ኣይተ ገብሩ ኣስራት ‘’ልኡላውነትን ዴሞክራስን ኣብ ኢትዮጵያ’’ ዘርእስታ መፅሓፍ ፅሒፎም ኣለው።ኣቶ ገብሩ ኣስራት ካብ 1971 ዓ/ም ክሳብ 1993…

VOA | ንፉዓት ተማሃሮ ክልቲኤን ሃገራት ንምምሕያሽ ርክብ ህዝብታት ክንሰርሕ ኢና ይብሉ

ሎም-ዘበን ንፈለማ ጊዜ ካብ መዓስከር ስደተኛታት ኢትዮዽያ ዕድል ረኺቦም ናብ ዩኒቨርስቲታት ካብ ሞንጎ ዝኣተው ኤርትራውያን፣እቶም ሓምሳን ክልተን ካብ ዩኒቨርስቲ መቀለ…

VOA | ኤርትራ -፡ ጂ-15’ን ጋዜጠኛታትን ካብ ዝእሰሩ 13-ዓመታት

ኣብ ኤርትራ ቅድሚ 13-ዓመታት ከምዛ ሎሚ መዓልቲ 11 ሚኒስተራትን ኣባላት ፓርላማን ዝነበሩ ተኣሲሮም። ድሕሪ ሰሙን ድማ ልዕሊ 10 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም።…

ስግኣት ሕማም ኢቦላ -፡ ኤርትራን ኢትዮጵያን’ከ እንታይ ይገብራ’ለዋ?

ኢቦላ ንምዕራብ ኣፍሪካ ጥራሕ ዘይኮነስ ንኻልኦት ሃገራት ዘስግአ ሕማም ምዃኑ ይግለፅ ኣሎ። ኤርትራን ኢትዮጵያን’ከ ብፍላይ ኸኣ  ክልል ትግራይ ነዚ ብኸመይ…

ቃለመሕትት ምስ ኣዜብ መስፍን ኣብ ዙርያ ትካላት ትዕምት

አባል ፖሊት ቢሮ ህወሓትን ዋና ፈፃሚት ስራሕ ትዕምት አዜብ መስፍን ናይ ትግራይ ኢንዱስትሪያል ልምዐት ሀንፈትን ናይ ፭ ዓመት ስትራቴጂ ልምዐትን…

ቃለመጠይቕ ምስ ፊተውራሪ ሙዑዝ በየነ ተድላ

ፊተውራሪ ሙዑዝ በየነ ተድላ ይበሃሉ። ወዲ 86 ዓመት በዓል ፀጋ ዕድመ እዮም(ብዕድመ ጥራሕ ኣይኮኑን ዝሓሰብዎ ብምዕዋት እዉን በዓል ፀጋ እዮም)።…

ቃለመጠይቕ ምስ ቢተው በላይ (ክሳብ 1993 ኣባል ማእከላይ ኮሚቴ ዝነበረ)

ነባር ተጋዳላይ ቢተው በላይ ኣብ ከተማ ዓድዋ ተወሊዱ ዓብዩ፡፡ ክሳብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብኡ ኣብ ንግሥተ ሳባ ተማሂሩ:: ኣብ…

ቃለመጠይቕ | ምስ ሙሉጌታ ገበረሂወት/ጫልቱ/

ኣቶ ሙሉጌታ ገበረሂወት/ጫልቱ/ ነባር ተጋዳላይ ህወሓት እዩ። ክሳብ 1994 ዓ/ም ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ኮይኑ ኣብ ዝተፈላለዩ ውድባውን መንግስታውን ሓለፍነታት እንደተመደበ…

This website uses cookies.