Ethiopia

ካብ እንዳ ራእሲ ክሳብ’ንዳ ባሕረ’ጋሲ ዘላ ባእሲ ናይ ህዝቢ ዲፕሎማሲ’ያ ትኾና ፈውሲ!

(ዳንኤል ተስፋዮውሃንስ ተኽለጊዮርጊስ (ewandt54[at]gmail.com) “ዝሓዝናዮ ኣይነቃልል ከይንኣቱ ናብ ዕንፅል-ፅል፡ ኣብ ውዲት ኣግኣዝያን ኣመልኪቱ ዝተዳለወ ትንተናዊ ጽሑፍ” (ካብ ህዳሰ ኢትዮጵያ) [Hornaffairs.com…

‘ዝቕፅል ጉባኤ ኢህወደግ ከም ብሓዱሽ ዝፍጠረሉ ጉባኤ ክኸውን ትፅቢት እገብር’ – ስብሓት ነጋ

ጋዜጣ ወይን ብምኽንያት 15 ሰነ ዝተኽበር መዓልቲ ሰማእታት ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣባል ቤት ምኽሪ ኢህወዴግን ኣብ ዓለም ናይ ኢትዮጵያ ሰላምን…

ስብእና ደቂ ሄዋን ኣብ መፅሓፍ “እናኸድካ ምፅባይ”

(ሓዳስ በርሀ) መፅሓፍ:- እናኸድካ ምፅባይ ደራሲ:- ኣቤል ጉዕሽ ኣብ ሙሉእ ፀሊም ሰማያዊ “blue black” እንብሎ ዓይነት ሕብሪ ዝዓረፈ ዝተጠቕለለ ፃዕዳ…

ምላሽ | “ዝሓዝናዮ ኣይነቃልል ክይንኣቱ ናብ ዕንፅል-ፅል“ ሃለውለው?

(ብርሃነ ባይሩ) ቅድሚ ናብቲ ዋና ነጥበይ ምእታወይ ሓንቲ ነጥቢ ከልዕል፡፡ ህዚ ዘሎ ኩነታት ዘለዎ ጥንካሬታቱን ሽግራትን ኣመልኪትካ ብVOA ኣብዝቕረበ ኣብ…

ዝሓዝናዮ ኣይነቃልል ከይንኣቱ ናብ ዕንፅል-ፅል – ኣብ ውዲት ኣግኣዚያን ኣመልኪቱ ዝተዳለወ ትንተናዊ ፅሑፍ

(ካብ ህዳሰ ኢትዮጵያ) 1/ መእተዊ 2/ ኣካልላ ሃገራት ኣፍሪካ 3/ ርክብ ኢትዮ-ኤርትራ 3.1/ እጃም ትምክሕቲ ኣብ ሓድነት ኢትዮ-ኤርትራን 3.2/ እጃም…

ኣብ ሆስፒታል ዓይደር ህጻውንቲ ደቀን ዘሕክማ ሓራሳት ኣብ መሬት ይህርሳ [+Audio]

(ግርማይ ገብሩ - VOA Tigrigna) ኣብ ዓይደር ሆስፒታልን ኣብ ካልኦት ማእኸላት ጥዕናን ትግራይ ዝሓረሳ ኣደታት ግን ድማ ኣብ ክፍሊ ፅኑዕ…

‘ሕቶ ወልቃይት ትማሊ ተቓሊስና ናይ ዝሰዓርናዮም ተረፍመረፍ ሕቶ እዩ’ – ኣለም ገ/ዋህድ

ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ህወሓት ኢህወዴግን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ህወሓትን  ኣይተ ኣለም ገ/ዋህድ ምስ ጋዘጠኛ ዮሃንስ ካልኣዩ ዝገበርዎ ቃለ-ምልልስ ካብ ፍሉይ…

ዘይዛሪ … ግን ዘበን ዝሓለፎ ትምክሕቲ ..!

ኣብ ጽልኢን ትምክሕቲን መሰረት ዝገበረ ናይ ፖለቲካ ንሕንሕ ንምኽንያታዊን ርትዓዊን ኣተሓሳስባ ቦታ የብሉን። ፍትሒን ማዕረነትን ኣይናቱን። እንታይ ደኣ ንኹሉ ጨፍሊቕካ…

ጉዳይ ዘላቒ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ምውሓስ

ዘላቒ ውሕስና ህዝቢ ትግራይ ኣመልኪተ ኣብዞም ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ፌስቡክን ኣብ ድህረ ገጻትን ብሓፂርን ብነዊሕን ደጋጊመ ጽሒፈ ሓሳበይ ከካፍል ፈቲነ…

ቑሩብ ብዛዕባ ፀቢብነት ትምክሕትን እርኑብ-ሃገራውነትን

(ነብዩ ስሑል ሚካኤል) ፀቢብነትን ትምክሕትን ዝብሉ ቃላት ኣብ ፖለቲካ ሀገርና ንዘለዉ ኽልተ ተፃባእቲ ሓይልታት ወኪሎም ብዕሊ ክስምዑ ካብ ዝጅምሩ ቐለልቲ…

This website uses cookies.