Category: Eritrea
ኣብ ኤርትራ ቅድሚ 13-ዓመታት ከምዛ ሎሚ መዓልቲ 11 ሚኒስተራትን ኣባላት ፓርላማን ዝነበሩ ተኣሲሮም። ድሕሪ ሰሙን.
ምንስቴር ወፃኢ ኣሜሪካ ዓሚ ሕዳር ኣውፂእዎ ንዝነበረ መጠንቀቂ መገሻ ናብ ኤርትራ እንደገና ሓዲስዎ።ኣሜሪካውያን ናብ ኤርትራ.
ናይ ኤርትራ ፕሬዝዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስ ናይ ግብፂ ፕሬዝዳንት ዓብድል ፋታሕ ኣል-ሲሲ ኣብ ክልትኣዊ ርክባት.
እስራኤል ንኣሻሓት ስደተኛታት ኤርትራን ሱዳንን ካብ ግዝኣታ ኣስገዳድ ምውፃእ ትፍፅም‘ላ ክብል ሁማን ራይት ዋች መግለፂ.
ኢቦላ ንምዕራብ ኣፍሪካ ጥራሕ ዘይኮነስ ንኻልኦት ሃገራት ዘስግአ ሕማም ምዃኑ ይግለፅ ኣሎ። ኤርትራን ኢትዮጵያን’ከ ብፍላይ.
ብዛዕባ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጸገም ሓይሊ መብራህቲ ብቪኦኤ ዝተሓተተ ፕረዚደንታዊ ኣማኻሪ ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ንተስፋ.
መእተዊ ኣዝዩ መፀገምን ዝተሓላለኸን ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪካ ካብ ውሽጥን ደገን ብዝመፁ መበገስታት ንኣስታት 150 ዓመታት.
(VOA – Tigrigna) ናይ ሱዳን ፕረሲደንት ዖማር ኣል በሽር ምስ በዓልቲ ቤቱ ኤርትራ ኣብ ዝበፀሓሉ.