EPRDF

ዕርቂ ምስ መን?

(ሙሉጌታ ገ/ህይወት) ከይሓሰብካዮን ከየስተንተንካዮን ኣብ ልዕሌኻ ዝወድቕ ሓደጋ ከምቲ “ዘይሓሰብካዮ ያ ርኻቦስ ኣይመርገም ኣይምረቓ” ዝብልዎ ምስላ ከም ዝኾነ ኮይኑ ምሕላፉ…

ፕ/ት ኣልበሽር ናይ ኣመራርሓ ኢህወደግ መጓዓዝያ ዝነበረት ነፋሪት ንሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ አረኪቦም

ቅድሚ 23 ዓመታት ላዕለዎት ኣመራርሓ ህወሓት ኢህወደግ ሒዛ ትጓዓዝ ዝነበረት ነፋሪት ሱዳን ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ኣትያ፡፡ እቲ ስነ-ስርዓት ርክክብ ብፕሬዝዳንት…

ኢትዮጵያዊ ዝበሃል መንነት የለን።

(Yemane Nagish) ሆኒ...ኢትዮጵያዊ ዝበሃል መንነት የለን። ኣይክህሉን ´ውን፥ ኢትዮጵያዊነት ዜግነት እዩ። እንተሃለየ ´ውን ናይ ሕሸት እዩ። ሽፋን ጥራሕ እዩ። ከመይ?…

መበል 13 ጉባኤ ቤት ምክሪ ትግራይ ተዛዚሙ

(ድምፂ ወያነ ትግራይ) 4ይ ዘበን ስራሕ መበል 13 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ…

“ናይ ህወሓት ትንሳኤ ናይግድን እዩ” – አቦይ ስብሓት ነጋ

Highlights:- * ኣካል ናይ’ዚ ሽግር ዝነበረ ኣካል ፍታሕ ከምዘይኸውን ዓለማዊ ሓቂ እዩ፡፡ ስለዚ ዝነኽኡን ዝተነኽኡን ናብ ከባቢ ምፅራይ ምስታፍስ ይትረፍ…

ብዝባን ስውኣት !

ሎሚ ሎሚ ኣብ ፌስቡክ ዝለዓሉ ፖለቲካዊ ኣጀንዳታትን ምይይጣትን ኣዚዮም ዘይእርኑባትን ፅልእን ቅርሕንትን ዘንበድብዱ እንዳኾኑ ኣናኸዱስ ፌስቡክ ሓዲግካ ጥፋእ ጥፋእ ይመፀኒ፡፡…

This website uses cookies.