Analysis

መበል 12 ጉባኤ – ህወሓት ኣብ ቀራና መንገዲ

1. መእተዊ ህዝቢ ትግራይ ንምንታይ ኣንፃር መንን ተቓሊሱ? ከመይ ታዓዊቱ? ኣብ ከይዲ ቃልሲ ዘቐመጦም ሽቶታት እንታይ ነይሮም? ድሕሪ ወድቀት ስርዓት…

ውሽጠ ዴሞክራሲ፡ ተጠርናፊነት፡ ገምጋምን ወያናይ ባህሪ ተጋዳላይ ህወሓትን

(Mahari Yohans Gebru)ኣብ ዓለምና ብፍላይ ኣብተን ዘይማዕበላ ክፍለ ዓለማት ዝተርኣዩ ወያነታት ብባህሪኦም ነቲ የማናይ ክንፊ ፖለቲካ ዝነፀጉ፤ ኣብ እምነት ማርክሳውን…

ከም ተጋሩ ትኽክለኛ መንነትናን ተግባርናን – ኣብ ብዘይሰኸፈት እንተቕረብና ኸ?

(ብጌታቸው አረጋዊ) ኣረጋዊ ዝተበሃለ ባህላዊ ጭራ ዝደርፍ እዩ(ኣብ ኣኽሱም)። ኣብቲ ደርፉ ካብ ዘሎ ግጥሚ… …….እዞም ተጋሩ ናይ ታሪክ ሓወልቶም፣ ኣክሱም…

ኣኸይባ…..ኣኸይባ…….ኣኸይባ እየ

(ብየማነ ገብረመስቀል - ደራሲ) መቸስ ትምቢተ መፅሓፍ ግዲ በፂሑስ መከራን ኣኼባን እናበዝሑ ይኸዱ ኣለዉ፡፡ ምድምማፅን ምክብባርን ተሳኢኑና ከምዓፅሚ ዝሓዙ ኣኽላባት ባዕልንባዕልና…

ሕቶ ብሄር(ተኝነት) ኣብ ዘበናዊት ኢትዮጵያ – ግደ ተጋሩ ኣብ ምምላስ እቲ ሕቶ

መንግትነትን ሕገ መንግስትን ኣብ ኢትዮጵያ ሕቶ ብሄር(ተኝነት)ን …… ምላሹን ኣብ ዘበናዊት ኢትዮጵያ (ግደ ተጋሩ ኣብ ምምላስ እቲ ሕቶ) (ብጌታቸው አረጋዊ)…

“ናይ ህወሓት ትንሳኤ ናይግድን እዩ” – አቦይ ስብሓት ነጋ

Highlights:- * ኣካል ናይ’ዚ ሽግር ዝነበረ ኣካል ፍታሕ ከምዘይኸውን ዓለማዊ ሓቂ እዩ፡፡ ስለዚ ዝነኽኡን ዝተነኽኡን ናብ ከባቢ ምፅራይ ምስታፍስ ይትረፍ…

ብዝባን ስውኣት !

ሎሚ ሎሚ ኣብ ፌስቡክ ዝለዓሉ ፖለቲካዊ ኣጀንዳታትን ምይይጣትን ኣዚዮም ዘይእርኑባትን ፅልእን ቅርሕንትን ዘንበድብዱ እንዳኾኑ ኣናኸዱስ ፌስቡክ ሓዲግካ ጥፋእ ጥፋእ ይመፀኒ፡፡…

This website uses cookies.