Articles

ፍልጠት ዝሰፍር ‘ነቢይ’! – ተጋዳላይ ተኽለብርሃን (ዶ/ር)

(ተጋዳላይ ተኽለብርሃን (ዶ/ር) አብ ሕታም መበል 44 ሕታም ወራይና አብ እትበሃል መጽሄት ትግርኛ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር እታ መጽሄት ጌታቸው አረጋዊ…

መንነት መሰረት ዝገበሩ መጥቓዕታት ኣብ ክልል ኦሮሚያ

(ገብረ ገብረመድህን - VOA Tigrigna) ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ የጋጥሙ ዘለው ናይ ፀጥታ ፀገማት ንፁሃት ዜጋታት ግዳያት ሞትን መቑሰልትን ከምኡ እውን…

ሃይ በሃሊ ዝሰኣነ ሕክምና  ስኒ መቐለን ትግራይን

(He Fre - ካብ ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል) ኣብ ከተማ መቐለ ቁፅረን ብርክት ዝበላ ሕክምና ስኒ ኣለዋ። ይኹን ደኣ እምበር እዚ ፀሓፋይ ኣብ…

ሕዚዝካየድ ዘሎ ናይ ኦሮምያ ዓመፅ ምክንያቱን ዓላምኡን ዴሞክራስያዊ ኣይኮነን

(ብተከዘ ትግራይ፤ መቀለ)  ነዛ ፅሕፍቲ ክፀሕፍ ዘላዓለኒ ምክንያት ኣብ ሀገርና ኢትዮጲያ ዝካየድ ዘሎ ዓመፅን ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዝካየድ ዘሎ ዘይምክንያታዊን…

ገምጋም ኣብ ፖለቲካዊ ትሕዝቶ፣ ትርጉምን ውፅኢትን ብዕሙቆት ናይ ምህዳስ መደብናን ቐፃሊ ተጋድሎናን

(ወይን መፅሄት ንድፈ ሓሳብ ህወሓት፤ ሰነ-ነሓሰ 2009) ብመሰረት ውሳነ ውድብና ውሽጢ ውድብ ቓልሲን ምንቅስቓስን ዝመርሖ ፈፀምቲ ዓቕምታት ልምዓታዊ ሰራዊት ብዕሙቆት…

ዳግመ ሃገራዊ ባርነትን ፖለቲካዊ ተነፅሎን ዝወለደ ተናኻሳይ ባህሪ ሻዕብያ

(ኣባዲ ገ/ስላሴ) ነቲ ሕዚ ኣብ ሃገረ ኤርትራ ዘሎ ዝሓመቐን ዝተሓላለኸን ፖለቲካዊ፣ ማሕበራውን ቁጠባውን ኩነታት ካብቲ ሕዚ ኣብ ስልጣን ዘሎ ስርዓት…

መለስ ዜናዊ ኣንፃር ፎኮይዝም

(ስብሓት ገ/እግዚኣብሄር) መሰረታዊ ለውጢ ሕብረተሰብ ዝረጋገፅ ብንጡፍ ተሳትፎን ማዕበላዊ ሓይሊ ሓፋሽ ኣይኮነን። ብሱሉን ንፁርን ርእዮተ ዓለማውን ስነ-ሓሳባውን መስመራት ብኑን እዩ።…

ኣብ መንገዲ ህዳሰና ዝተዘርኡ መሐንከላት ብምግላህ ናህሪ ልምዓትና ናብ ንቡር ቦትኡ ንምለስ

(ህዳሰ ኢትዮጵያ) 1/ መእተዊ ህዝቢ ትግራይ ቅድሚ ሃገሩ ስልጡንን ዘመናዊ መንግስቲ ዝወነነ ህዝቢ ከምዝነበረ፣ ከምኡውን ክሳብ ቀረባ እዋን (ክሳብ እዋን…

ፌስቲቫል ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ 2017 ኣብ ከተማ ላስ ቬጋስ

(Fthawi Hurui) ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ፣ በቲ እዋን እቲ ዝነበረ ማሕበር ተምሃሮ ሰሜን ኣሜሪካ ኢትዮጵያውያን ሕጉሳት ዘይነበሩን፣ ብወድዓዊ ለውጢታት ዓለም…

ዝጣበቐሉ ዝሰኣነ ጠበቓ ትግራይ!

(ዘ-ሆሳእና) ዓሚ ከምዚ ሎሚ ኣብ ሸገር ዝነበር ሓደ ትግራዋይ ጠበቓ ማሓዛና (መሓዙት እኳ ኣይኮናን ዋይኢ!) ስሙ ምንጋር ኣገዳሲ ድዩ ኣይኮነን…

This website uses cookies.