Author: Jossy Romanat

Jossy Romanat

“ኣብ ኣኼባ ኢና”

ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ኣብ ትግራይ ሓደ ዋኒን ሃሊዩኩም ከተፈፅሙ ናብ ዝኾነ ቤት ዕዮ እንተኼድኩም ጉዳይኩም.

ብዝባን ስውኣት !

ሎሚ ሎሚ ኣብ ፌስቡክ ዝለዓሉ ፖለቲካዊ ኣጀንዳታትን ምይይጣትን ኣዚዮም ዘይእርኑባትን ፅልእን ቅርሕንትን ዘንበድብዱ እንዳኾኑ ኣናኸዱስ.