Gebre Selassie Araya

ገብረ ሥላሴ ኣርኣያ ኣብ ሃገራዊን ዞባዊን ከምኡውን ዓለም ለኻዊ ፖለቲካ ጉዳያት ዝከታተል፣ ኣብዝኾነ ፖለቲካዊ ውዳበ ዘይነጥፍ ውልቀ ሰብ እዩ። ንሃናፃይ ሪኢቶ ኣብ gebreselassiea@yahoo.com

መሪሕነት ህወሓትን ኮንፊሼየሲዝምን

ኮንፊሼየሲዝም ብሓፂሩ ንምግላፅ ኣብ 550 - 479 BC (ዓ/ዓ) ኣብ ሃገረ ቻይና ዝነብረ ኮንፊሼየስ ዝተብሃለ መምህር ዝመሃዞን ዝኽተሎን ዘስርፆ ፍልስፍና…

ዘይዛሪ … ግን ዘበን ዝሓለፎ ትምክሕቲ ..!

ኣብ ጽልኢን ትምክሕቲን መሰረት ዝገበረ ናይ ፖለቲካ ንሕንሕ ንምኽንያታዊን ርትዓዊን ኣተሓሳስባ ቦታ የብሉን። ፍትሒን ማዕረነትን ኣይናቱን። እንታይ ደኣ ንኹሉ ጨፍሊቕካ…

ጉዳይ ዘላቒ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ምውሓስ

ዘላቒ ውሕስና ህዝቢ ትግራይ ኣመልኪተ ኣብዞም ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ፌስቡክን ኣብ ድህረ ገጻትን ብሓፂርን ብነዊሕን ደጋጊመ ጽሒፈ ሓሳበይ ከካፍል ፈቲነ…

ህወሓት ግዳይ ኣጀንዳ ካልኦት ይኸውን ኣሎ – ውልቃዊ ርኢቶ!

1/ መእተዊ ኣብዚ ጽሑፍ ብኣዴን ንብሎ ዘለና እቲ ኣብዚ እዋን ብሓይሊታት ትምክሕቲ ተጨዊዩ ካብ መትከላዊን ህዝባዊን ኣተሓሳስብኡ ተቦቂሱ መገዱ ሲሒቱ…

ናይ መሪሕነት ሱር ነቀል ለውጢ ወይ ተተሓሒዝካ ምጽዳፍ

ኣብ ክልል ኣምሓራ ብፍላይ ድማ መተማን ኸባቢኣን ዝነብር ብዓሰርተ ኣሽሓት ዝቑጸር ህዝብና ኣብ ሓደጋ ወዲቑ ኣሎ። ዝከላኸለሉ ስኢኑ ሎሚ ናብ…

ፖሊሲ “ሕርሻ ዝመርሖ ኢንዱስትሪያላዊ ምዕባለ” ኣብ ትግራይ ሰሪሑ ዶ? ክሰርሕ ድዩ?

ወይን፡ ኣብ ቀዳማይ ትልሚ ዕብየትን ስግግርን ሕርሻ ብዝመርሖ ኢንዳስትሪ ኣቢልና ኢና ክንጓዓዝ ፀኒሕና። ኣብ ካልኣይ ትልሚ ዕብየትን ስገግርን ካብቲ ዝመፃናዮ…

ንርእስኻ ኣጥፊእኻ ምልማዕ

ኣብ ኣውሮፓ፣ ሃገራት ኤሲያን ማእኸላይ ምብራቕን ኣብ ዝተዘዋወርኩሉ እዋን ሓደ ነገር ተዓዚበ። ንሕሉፍ ታሪኾም ዘለዎም ተገዳስነት ልዑል ከም ዝኾነ ሪአ።…

ተዝክሮታት ጉንበት 20 – ኦፕሬሽን 5 ደቓይቕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ

ቅድሚ 25 ዓመት ጉንበት 19 1983 ዓም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻርየ ዝነብረሉ ዘነበርኩ ገዛ ሓደ ታሪኽ ተፈጺሙ። 5 ደቓይቕ ዝወሰደ…

ልዕልና ሕጊ ምርግጋፅን ተሓታትነት ምህላውን … ?

ምዕራባዊያን እቲ ሀዚ ዘለዎም ስርዓት ንምህናፅ ዝበቕዑሉ ቐንዲ ምክንያት ዝጸሓፍዎ ሕጊን ስርዓትን ናብ ግብሪ ስለዝተርጎሙ ጥራይ እዩ። እዚ ማለት ካብ…

ናይ ወፃኢ መዋፈርቲ ሃፍቲን ኣሰራርሓን ዘሎ ክፍተት:- ሓፂር ትዕዝብቲ

ናይ ወፃኢ ኢንቬስተራት ብForeign Direct Investment (FDI) ሽም ኣብ ሓደ ሃገር ይኣትዉ´ሞ ሃፍቶም ዘዋፍርሉ ቦታ መንግስቲ ክህቦም እንተሎ ኣፍቲ ኸባቢ…

This website uses cookies.