SBS Radio – ሓጸርቲ ጸብጻባት ካብ ኢትዮጵያ (May 28, 2018)

(SBS Tigrigna)

ምፍታሕ እሱራት፡ መንግስቲ ትግራይ ልዕሊ 2000፣ መንግስቲ ኦሮምያ ልዕሊ 7000፣ መንግስቲ ፌደራል ከዓ ገበነይናታት ራዕዲ ንዝበሎም ሓዊሱ ልዕሊ 500 ሰባት ይፈትሑ፡፡

መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ብዕጥቃዊ ቃልሲ ዝቃወሙ ውዳበታት አብ አዲስ አበባ ይላዘብ፡፡

አብ ስዑዲ ዓረብ ግዳይ ሕክምናዊ ጌጋ ኮይኑ 12 ዓመት አብ ዓራት ይሳቐ ንዘሎ ኢትዮጵያዊ ህፃን 21.7 ሚልዮን ብር ትኽሕስ

ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ዝኸትምኦም ስምምዓት አብ ግbሪ ከውዕላ ይረዳድኣ፡፡

ኢትዮጵያውያን አፍቀርቲ ጥበብ ፀሃይቱ ባራኺ ሓዘኖም ይገልጹ፡፡

ምሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ ነቲ መጻወቲ ፈለግ(ፕሌየር) ጠውቑ።

*********

Content gathered and compiled from online and offline media by Hornaffairs staff based on relevance and interest to the Horn of Africa.

more recommended stories