ናበይ ንኸይድ ኣለና?(Quo Vadis?)

ኣብ ፍልጠት ዝተመስረተ ቑጠባን ማሕበረሰብን ትግራይ ምህናፅ- ንቕድሚት ምጥማት፤ ሓዱሽ ኣተሓሳስባን ስትራተጂካዊ እመታን ኣብ ዓለም.

Photo - Tigray martyrs memorial statute
መግለፂ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት

I. መእተዊ፡- ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ካብ ሰነ 3-5 ዘካየዶ ህፁፅ ኣኼባ ዛዚሙ ኣሎ። ህወሓት/ኢህወዴግ ኣብ.

Photo - Kinfegebrail Gyohans FB
“ርእሰይን ክሳደይን ምስወቕዑኒ ውነይ ስሒተ ወዲቐ”

(BBC Tigrigna) “ናብ ገዛይ እናተመለስኹ ኣብ መገዲ ሓደ ፖሊስ ዓብዪ ደንጎላ ሒዙ ንሓደ መንእሰይ እናኮብኮበ.

Image - SBS May 28 Ethiopian news summary
SBS Radio – ሓጸርቲ ጸብጻባት ካብ ኢትዮጵያ (May 28, 2018)

(SBS Tigrigna) ምፍታሕ እሱራት፡ መንግስቲ ትግራይ ልዕሊ 2000፣ መንግስቲ ኦሮምያ ልዕሊ 7000፣ መንግስቲ ፌደራል ከዓ.

Photo - farmland of Hedrom Haileselasie previous and current
በደል ተፈፂሙኒ ዝበለ ሓረስታይ ሕድሮም ሃይለስላሰ (VOA Tigrigna)

(VOA Tigrigna) ሕድሮም ሃይለስላሴ ይብሃል።ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ምብራቕ፣ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ጣቢያ ሩባ ፈለግ ዝነብር.

ሌባ ሌባ ትበልዋስ ልዋ ልዋ ዝበልዋ መሲልዋ!

(አማኑኤል አለማየሁ (ደጀና) ውድብ ህውሓት ዝመርሑ ዘለው መራሕቲ ሕዘሕዚ ካብ ዝነበሮም አራአእያ እናተዓዘሩ መጠረስትኡ ናብ.

Photo - A farmer, Tigrai, Ethiopia
ምደባ ህወሓት ስራሕ ን መደብን ማእኸል ዝገበረ ዶ ወይስ ሰባት ማእኸል ዝገበረ?

(ጋረድ ይነበብ) ካብቶም ሕዚ ዝተመደቡ ኣብ ዞባ ማእኸል ናይ ወረዳ ፈፃሚት ስራሕ እቶም 39 ፈፃሚት.

Photo - Alem Gebrewahd, Debretsion Gebremichael and Fetlework Gebreegziabher (left to right)
ደብርፅ እንተይ ወዓለ እንተይሓደረ ክገብሮ ዝግበኦ (ክፍሊ ክልተ)

(ኣብርሃ ሃይለዝጊ) ህዝቢ ትግራይ እንተስ በቲ ዝነበረ ኩነታት ኮነ በቶም ቅዱማት “መራሕቱ”(ገዛእቱ ምባል ዝቐልል ይመስለኒ).

ህወሓት ጠንኪራ ንኽትምርሽ ዘኽእላ ዕማማት

(ጋረድ ይነበብ) ኣብ ትግራይ ገዛኢ ውድብ ህወሓት እዩ።ህወሓት ምስቲ ዝንሄ ናይ ሃገርና ጭቡጥ ኩነታት ግዜ.

ደብርፅ ብህፁፅ ክገብሮ ዝግባእ! (ክፍሊ ሓደ)

(ኣብርሃ ሃይለዝጊ) ዶ/ር ደብረፅዮን ዝብዝሕ ግዚኡ ኣብ ፌደራል ምስቲ ምንባሩ ምስቶም ካልኦት ኣብ ትግራይ ዕድመ.