Social

ኣባይ ወልዱን ግዳያት እቲ ድርቅን

(ብናትና ኣዛሂል - መቐለ) “ነቲ ተፈጢሩ ዘሎ ድርቂ ንምፅዋር ዋላ ካብ በጀት ልምዓት መንግስቲ ነኪዩ ክጥቀም እዩ።” ር/ም|ም ኣባይ ወልዱ…

ራዕድን ሽበራን ስልጡን ፖለቲካዊ መስርሕ ኣይኮነን – ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ

ራዕድን ሽበራን ስልጡን ፖለቲካዊ መስርሕ ኣይኮነን ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማተሰኣ) ኤፕሪል 30/2015 ዓለምና ብሓደ ወገን ኣብ ክሊ ምግማቱ ዘፀግም…

ኑቑላት ሊቃውንቲ

ኑቑላት ሊቃውንቲ ተጠቒዖም የጥቁዑኻ፡፡ ኑቑላት ሊቃውንቲ ማለት ናብ መሬት ጠብ ዘይብል ፍልጠት ዘለዎም፤ ካብ ነባራዊ ሓቂ ዝረሓቑ፤ ነቲ ንውክሎ ዝብልዎ…

ዘይተዘመረሉ ጅግና- የማነብርሃን ብርሃነ (ባቡር)

(Save Adna) የማነብርሃን ብርሃነ ኣብ ኤርትራ መንደፈራ ተወሊዱ፡፡ኣቡኡ ግራዝማች ብርሃነ ወ/ሚካኤል ቆልዓ እናሃለዉ ኣቡኦም ብሹማት ካብ ዓጋመ ናብ መንደፈራ እንትኸዱ…

VOA | ንፉዓት ተማሃሮ ክልቲኤን ሃገራት ንምምሕያሽ ርክብ ህዝብታት ክንሰርሕ ኢና ይብሉ

ሎም-ዘበን ንፈለማ ጊዜ ካብ መዓስከር ስደተኛታት ኢትዮዽያ ዕድል ረኺቦም ናብ ዩኒቨርስቲታት ካብ ሞንጎ ዝኣተው ኤርትራውያን፣እቶም ሓምሳን ክልተን ካብ ዩኒቨርስቲ መቀለ…

VOA | ኣጀማምራን ኣከባብራን ሓዱሽ ዓመት ኣብ ኢትዮዽያ

ኣብ ኢትዮዽያ ኣብ ወርሒ መስከረም ዝጅምር ሓዱሽ ዓመት መፅሓፍ ቅዱሳዊ መሰረት ከምዘለዎ ሊቃውንቲ ቤተክርስትያን ይገልፁ። ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ቤተክርስትያን…

ብስራትን መርድእን (ሓጻር ዛንታ)

(ክብሮም ኣብርሃ (ሳብያን) - Sabian2003@gmail.com) ካብ ገዛይ ወጺአ ነታ ጸባብ መገዲ ወዲአ ፊት ሓውዜን ኣደባባይ እንትበጽሕ ዝባነይ ፎኸሰኒ::ኣብ ሰማይ እቲ…

ዉዕሽክሽክሽክሽክሽ

(ሃይላይ ሓድጉ -ደራስን ጋዜጠኛን) ብዛዕባ ሳዕስዒት ኢና ክነንብብ። ሹሽ ፣እዥም፣ እሽም፣ ዉዕሽክሽ ኣብ እዋን ሳዕስዒት እነስተባህሎም ድምፅታት እዮም። እቶም ድምፅታት…

“ሰብኣይ ኣንስቲ ክልተ ናብዚ ናብቲ ክብል ሞተ”

(ንዋይ ሓድጉ - ብጋዜጠኝነት ቀዳማይ ድግሪ) እዚ ግዘ ፀቢብን ፅጉምን ካብ ዝገብርዎ ዘለዉ ሓደ ብደረጃ ስድራ ቤት ዝፍጠሩ ፀገማት እዮም።…

ሕዱር ሕማም ናፍቖት ትማሊ

(ማቲዎስ የማነ) ሰባት ንዝተፈጠሩሉ ፣ ዝነበሩሉ ብፅቡቕ መልክዑ ዘስተማቅርዎ ኢሉ ዉን ብታሪኽ ጥራሕ ዉን ተኾነ ንዝፈልጥዎ ዘመን ክፈትዉን ከፍቅሩን ዉልቃዊ…

This website uses cookies.